መደብ ሬድዮ ኤሬና፡ ምስ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ፡ ኣቶ ሱሌማን ኣደም ሑሴን

ናይ ሃይማኖት መዳናገርቲ ዑስባት ህግደፍ!! ሰበኽ ሳግም ተቀይሮም !! ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ ጀርመን 26.10.2019 ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ኢሉ፣ ብሓድነት ንዓመታት ድሕሪ ምቅላሱ፣ ክንደይ ቀያሕትን ጸለምትን ኣወፍዩ ክንሱ፣ ሃገሩ ሓንትን፣ ብልጽግትን፣ ደሞክራስያዊትን ሃገር፣ ክትኮነሉ እዩ ዝነበረ ትምኒቱ። ባዓል እከይ ግብሪ ኣብ ውሽጡ ሰሊኾም ብምእታው ፣ንህዝቢ ኤርትራ እታ እንኮ ሓድነቱ ክዘርግዎ፣ ዘይፈንቀልዎ እምኒ የሎን። ሰለዚ ነዚ ኣብ ሃገርና ቢኢድ ዋኒኑ፣ ኣብ
Read moreውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፉ ገለ መዓልታት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ቀኣ) ንኣህጉራዊ ኣቓልቦን ኣርእስተ ዜናን ዝሰሓቡ ክልተ ኣገደስቲ ፍጻሜታት ኣጋጢሞም። ቀዳማይ ካብዚኦም፡ እቲ ኣብ ጽብል መመረቕታ ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ዝተሰርሐ ፓርክ ሓድነት ንምስታፍ ዝተኣከቡ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ምብራቕ ኣፍሪቃ ነይሩ። ይኹን’ምበር፡ ምስ ኩሉ’ቲ ውዕዉዕ ውዳሰ ዝረኸበ “ስምምዕ ሰላም” ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ካብ
Read moreOrganisation of Unity for Democratic Change (UDC) Press Release 14 October 2019 Two important events in the Horn of Africa (HOA) region have drawn international attention and headlines in the past few days. The first of these is when head of states and government leaders from East Africa met in the Ethiopian capital, Addis Ababa, to inaugurate the newly completed
Read moreنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي تصريح صحفي جذب حدثان مهمان في منطقة القرن الإفريقي الانتباه حيث غطيا عناوين الأخبار العالمية في الأيام القليلة الماضية. أول ذينك الحدثين تمثل في إلتقاء رؤساء الدول والقادة الحكوميين من شرق إفريقيا في العاصمة الإثيوبية أديس أبابا لافتتاح متنزه الوحدة الذي اكتمل مؤخراً وتم تدشينه يومها. بيد أنه، وعلى الرغم من أنَّ إتفاق السلام
Read moreሓደ ሰብ ንበዓል ነገሩ ክውክል ሕጋዊ ባይታ ኣለዎ ዶ ! ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 17 ጥቅምቲ 2019 ብመሰረት ሕጊ እንዳ’ባ ኤርትራ ይኹን፡ ኣህጉራዊ መጋባእያ ሕጊ፡ ብጽቡቕ ይኹን ብሕማቕ ክልተ ሰብ ነገር ጉዳዮም ኣብ ዳንነት ምስ ዝበጽሐ፡ ብክልተ መንገዲ ክራኸቡን ክውከሉን ይኽእሉ። ቀዳማይ ኣቶም ሰብ ነገር ዳይና ዝፈቐደሎም ዝተቀበሎን ብቁዓት ዋሕስ ምስ ዝህልዎም፡ ካልኣይን ብዓብይኡ ሕጋዊ ጠበቓን ንዕኡ ዝኣመሰሉ
Read moreفتتاحية هل هناك قانون يسمح للشخص بتوكيل خصمه؟ سواء كان حسب القوانين العرفية الإرترية أوالمحاكم الدولية، إن الخصمان أو طرفي النزاع يستطيعا أن يلتقيا أو أن يوكلا عبر طريقتين فقط إذا تم عرض قضيتهما إلى المحاكم. الطريقة الأولى أن يكون هناك شخص ضامن لكل متنازع يوافق عليه القاضي و الطريقة الثانية أن يقوما بتوكيل محاميان قانونيان. و حين تفصل المحكمة
Read moreናይ ኖቭል ሽልማት ሰላምን ኣብይ ኣሕመድን ኣበይ ከ ኣሎ እቲ ሰላም? ብኣሕመድ ቀይሲ ናይ ኖቨል ስልማት ሰላም ሞራላውን ስነ-ምግባራውን ክብሪ ዘለዎ ኢዩ። ኣብይ ኣሕመድ ብዚ ዝተገብረሉ ናይ ምስሳዩ ወፍሪ ፖሊቲካዊ ክብደቱ ወሲኹ። ይኹም እምበር እቲ ናይ ስልማት ካርናቫል ዝተኻየደሉ በዂሩ ዝርከብ ዓቢ መሰረታዊ ጉዳይ ንባዕሉ እቲ ሰላም ኢዪ። ሰላም
Read moreልኡኽ ወድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ስምፖዚዩም ኤሪ ፎርም ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ሓላፊ ወ/ጉ ቤ/ጽ ውሓዲለ ኣብ ስምፖዚዩም ውድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዝቀረበሉ ዕድመ ወኪሉ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ቤ/ጽ ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ኣብ’ቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ከተማ ፍራንክፎርት ብ Eri Forum ዝተኻየደ ሲምፖሲዩም ተካፊሉ።ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ሲምፖሲዩም ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ዘቅረቦ ጽሑፍ ስዒቡ ይቀረብ። ስላም ከመይ ትኾኑ። እንቋዕ ከኣ ገጽ ንገጽ
Read moreኢሳያስ ኣብ ጎደናታት መቀለ ብሰላም ክዛወር ይምነ። ቀ.ም.ኢ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣደራሽ ሚለኑም ናይ ሰላም ሽልማት ብምቅባሉ ኣብ ዝገበሮ ናይ ደስደስ ጽምብል ኣጋጣሚ ብምግባር “ኩሉ ግዜ ምስ ክቡር ሓወይ ፕረሲዳንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ እንራኸበሉ ዝገልጸለይ ቀጻሊ ትምኒቱ እንተሎ ኣብ ጎደናታት ትግራወይቲ ከተማ መቀለ ብሰላም ክዛወር ከም ዝምነ ኢዩ ዝዛረበኒ ክብል ገሊጹ”። ኢሰያስ ከምቲ ዶ.ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቡኒ ዝበሎ
Read moreመስራቲ ጉባኤ ባይቶ ይኣክል ሽወደን 26-27 ጥቅምቲ 2019 ስቶክሆልም ሽወደን መስራቲ ጉባኤ ይኣክል ሽወደን ቀዳማይ መዓልቲ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2019 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ኩለን ከተማታት ሽወደን ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ጉባኤ መደባቶም ሰሪዖም ስርሓቶም ፈጺሞም። ድሕሪ ቀትሪ ከኣ ምስ ዕዱማትን ህዝብን ብዛዕባ ተደላይነት ጥርናፈን መኸተን መሰልን፡ ነፍስኻ ምኽኣልን ዝተፈላልየ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ብኣሕዋት ኣርሀ ሓምድ ናካን ሙሴን ኤፍሬምን ተኻይዱ። ከምኡ’ውን ዶ/ር ሙስጣፋ ብዛዕባ
Read moreዜናታት ባይቶ ይኣክል ኤውሮጳ ሽወደን ብሰንበት ዕለት 20 ጥቅምቲ 2019 ንስቶክሆልም ወኪሉ ባይቶ ሽወደን ይኣክል ንምስታፍ ዝሻባሸብ ዘሎ ሽማግለ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ ሃገራውያን ተረኺቦም፡ ትሽዓተ ዝኣባላታ ሽማግለ ወኪሎም። እዞም ሽማግለታት ስቶክሆልም ምስ’ቶም ካብ ኩለን ከተማታት ሙሉእ ሽወደን ኮይኖም ባይቶ ይኣክል ንምቕዋም’ዩ። ባይቶ ይኣክል ሽወደን ንዕለት 26-27 ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክቅወም ከኣ ትጽቢት ይግበረሉ ኣሎ። ኖርወይ ሃገር ኖርወይ
Read moreነጸብራቕ/ስንጽውት(riflection) ካልኣይ ክፋል ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ኩቡራት የሕዋት፣ኣብ ቀዳማይ ጹሑፍና ነጸብራቕ/ስንጸት(riflection) ብዛዕባ ደሞክራሲ፣ደቂ ሰባት ነቲ ናቶም ክኸዉን ዝግባእ ስልጣን፡ማለትሲ ደሞክራሲ = ስልጣን ናይ ህዝቢ፣ብሓጺር ወይ ጹሟቕ ጥምሮ-ሓሳብ ገሊጽና ነይርና። ከምኡ ዝተፋላለየን በቢ ዓይነቶም ምሕደራ ክህልዉ ከም-ዝኽእሉ’ዉን ሓቢርና ነይርና። እቲ ከነማሓላልፎ ዝደለና ወይ-ውን መልእኽትና፣ቀንዲ መግለጺ ደሞክራሲ ፈሊጥና ኣብ ኩሉ ዓይነት ጥርናፈናን ምትእኽኻብናን ውድባትናን ስርዓተ ደሞክራሲ ክንጥቀም፣ካብዚ ኣጋባብ ተሞክሮ ልምምድን ብምጥቃም፡ነቲ
Read moreውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፉ ገለ መዓልታት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ቀኣ) ንኣህጉራዊ ኣቓልቦን ኣርእስተ ዜናን ዝሰሓቡ ክልተ ኣገደስቲ ፍጻሜታት ኣጋጢሞም። ቀዳማይ ካብዚኦም፡ እቲ ኣብ ጽብል መመረቕታ ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ዝተሰርሐ ፓርክ ሓድነት ንምስታፍ ዝተኣከቡ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ምብራቕ ኣፍሪቃ ነይሩ። ይኹን’ምበር፡ ምስ ኩሉ’ቲ ውዕዉዕ ውዳሰ ዝረኸበ “ስምምዕ ሰላም” ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ካብ
Read more
You must be logged in to post a comment.