Monthly Archives: Oct 2019

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፉ ገለ መዓልታት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ቀኣ) ንኣህጉራዊ ኣቓልቦን ኣርእስተ ዜናን ዝሰሓቡ ክልተ ኣገደስቲ ፍጻሜታት ኣጋጢሞም። ቀዳማይ ካብዚኦም፡ እቲ ኣብ ጽብል መመረቕታ ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ዝተሰርሐ ፓርክ ሓድነት ንምስታፍ ዝተኣከቡ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ምብራቕ ኣፍሪቃ ነይሩ። ይኹን’ምበር፡ ምስ ኩሉ’ቲ ውዕዉዕ ውዳሰ ዝረኸበ “ስምምዕ ሰላም” ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ካብ

Read more