ዜናታት ባይቶ ይኣክል ኤውሮጳ

ዜናታት ባይቶ ይኣክል ኤውሮጳ ሽወደን ብሰንበት ዕለት 20 ጥቅምቲ 2019 ንስቶክሆልም ወኪሉ ባይቶ ሽወደን ይኣክል ንምስታፍ ዝሻባሸብ ዘሎ ሽማግለ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ ሃገራውያን ተረኺቦም፡ ትሽዓተ ዝኣባላታ ሽማግለ ወኪሎም። እዞም ሽማግለታት ስቶክሆልም ምስ’ቶም ካብ ኩለን ከተማታት ሙሉእ ሽወደን ኮይኖም ባይቶ ይኣክል ንምቕዋም’ዩ። ባይቶ ይኣክል ሽወደን ንዕለት 26-27 ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክቅወም ከኣ ትጽቢት ይግበረሉ ኣሎ። ኖርወይ ሃገር ኖርወይ
Read more
You must be logged in to post a comment.