ልኡኽ ወድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ስምፖዚዩም ኤሪ ፎርም

ልኡኽ ወድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ስምፖዚዩም ኤሪ ፎርም ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ሓላፊ ወ/ጉ ቤ/ጽ ውሓዲለ ኣብ ስምፖዚዩም ውድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዝቀረበሉ ዕድመ ወኪሉ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ቤ/ጽ ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ኣብ’ቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ከተማ ፍራንክፎርት ብ Eri Forum ዝተኻየደ ሲምፖሲዩም ተካፊሉ።ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ሲምፖሲዩም ኣቶ ሱሌማን ሑሴን ዘቅረቦ ጽሑፍ ስዒቡ ይቀረብ። ስላም ከመይ ትኾኑ። እንቋዕ ከኣ ገጽ ንገጽ
Read more
You must be logged in to post a comment.