Monthly Archives: Oct 2019

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፉ ገለ መዓልታት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ቀኣ) ንኣህጉራዊ ኣቓልቦን ኣርእስተ ዜናን ዝሰሓቡ ክልተ ኣገደስቲ ፍጻሜታት ኣጋጢሞም። ቀዳማይ ካብዚኦም፡ እቲ ኣብ ጽብል መመረቕታ ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ዝተሰርሐ ፓርክ ሓድነት ንምስታፍ ዝተኣከቡ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ምብራቕ ኣፍሪቃ ነይሩ። ይኹን’ምበር፡ ምስ ኩሉ’ቲ ውዕዉዕ ውዳሰ ዝረኸበ “ስምምዕ ሰላም” ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ካብ

Read more

Organisation of Unity for Democratic Change (UDC) Press Release

Organisation of Unity for Democratic Change (UDC) Press Release 14 October 2019 Two important events in the Horn of Africa (HOA) region have drawn international attention and headlines in the past few days. The first of these is when head of states and government leaders from East Africa met in the Ethiopian capital, Addis Ababa, to inaugurate the newly completed

Read more

نظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي

نظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي تصريح صحفي جذب حدثان مهمان في منطقة القرن الإفريقي الانتباه حيث غطيا عناوين الأخبار العالمية في الأيام القليلة الماضية. أول ذينك الحدثين تمثل في إلتقاء رؤساء الدول والقادة الحكوميين من شرق إفريقيا في العاصمة الإثيوبية أديس أبابا لافتتاح متنزه الوحدة الذي اكتمل مؤخراً وتم تدشينه يومها. بيد أنه، وعلى الرغم من أنَّ إتفاق السلام

Read more

ሓደ ሰብ ንበዓል ነገሩ ክውክል ሕጋዊ ባይታ ኣለዎ ዶ !

ሓደ ሰብ ንበዓል ነገሩ ክውክል ሕጋዊ ባይታ ኣለዎ ዶ ! ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 17 ጥቅምቲ 2019 ብመሰረት ሕጊ እንዳ’ባ ኤርትራ ይኹን፡ ኣህጉራዊ መጋባእያ ሕጊ፡ ብጽቡቕ ይኹን ብሕማቕ ክልተ ሰብ ነገር ጉዳዮም ኣብ ዳንነት ምስ ዝበጽሐ፡ ብክልተ መንገዲ ክራኸቡን ክውከሉን ይኽእሉ። ቀዳማይ ኣቶም ሰብ ነገር ዳይና ዝፈቐደሎም ዝተቀበሎን ብቁዓት ዋሕስ ምስ ዝህልዎም፡ ካልኣይን ብዓብይኡ ሕጋዊ ጠበቓን ንዕኡ ዝኣመሰሉ

Read more

هل هناك قانون يسمح للشخص بتوكيل خصمه؟

فتتاحية هل هناك قانون يسمح للشخص  بتوكيل خصمه؟ سواء كان حسب القوانين العرفية الإرترية أوالمحاكم الدولية،  إن الخصمان أو طرفي النزاع يستطيعا أن يلتقيا أو أن يوكلا عبر طريقتين فقط إذا تم عرض قضيتهما إلى المحاكم. الطريقة الأولى أن يكون هناك شخص ضامن لكل متنازع  يوافق عليه القاضي و الطريقة الثانية أن يقوما بتوكيل محاميان قانونيان.  و حين تفصل المحكمة

Read more

ናይ ኖቭል ሽልማት ሰላምን ኣብይ ኣሕመድን

ናይ  ኖቭል ሽልማት ሰላምን  ኣብይ  ኣሕመድን                   ኣበይ  ከ  ኣሎ  እቲ  ሰላም? ብኣሕመድ  ቀይሲ     ናይ ኖቨል ስልማት  ሰላም  ሞራላውን  ስነ-ምግባራውን  ክብሪ  ዘለዎ  ኢዩ።  ኣብይ  ኣሕመድ  ብዚ  ዝተገብረሉ  ናይ  ምስሳዩ  ወፍሪ  ፖሊቲካዊ  ክብደቱ  ወሲኹ።  ይኹም  እምበር  እቲ  ናይ  ስልማት  ካርናቫል  ዝተኻየደሉ  በዂሩ  ዝርከብ  ዓቢ  መሰረታዊ  ጉዳይ  ንባዕሉ  እቲ  ሰላም  ኢዪ።  ሰላም 

Read more