Monthly Archives: Oct 2019

ናይ ሃይማኖት መዳናገርቲ ዑስባት ህግደፍ!! ሰበኽ ሳግም ተቀይሮም !!

ናይ ሃይማኖት መዳናገርቲ ዑስባት ህግደፍ!! ሰበኽ ሳግም ተቀይሮም !! ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ ጀርመን 26.10.2019 ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ኢሉ፣ ብሓድነት ንዓመታት ድሕሪ ምቅላሱ፣ ክንደይ ቀያሕትን ጸለምትን ኣወፍዩ ክንሱ፣ ሃገሩ ሓንትን፣ ብልጽግትን፣ ደሞክራስያዊትን ሃገር፣ ክትኮነሉ እዩ ዝነበረ ትምኒቱ። ባዓል እከይ ግብሪ ኣብ ውሽጡ ሰሊኾም ብምእታው ፣ንህዝቢ ኤርትራ እታ እንኮ ሓድነቱ ክዘርግዎ፣ ዘይፈንቀልዎ እምኒ የሎን። ሰለዚ ነዚ ኣብ ሃገርና ቢኢድ ዋኒኑ፣ ኣብ

Read more