Monthly Archives: Nov 2019

ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ ብሓባር ይኹንኑ!!

ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብሓባር ይኹንኑ!!እቲ ብዕለት 26 ሕዳር 2019 ሰሉስ መዓልቲ፣ ኣብ ከተማ ለንደን ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብጻይና ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ሓላፊ ረድዮን ሳተላይት ቲቪን ኣሰና ተጌሩ ዘሎ ግብረሽባራዊ መጥቃዕቲ ኣጥቢቕና ንዅንን። እዚ ንሓው እማኑኤል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ፣ ቅድሚ ሓደ

Read more

ወይ ጉድ ቀጠር ትዓብደሉ ግዜ ኸኣ ኣኺሉ እምበኣር!!!!!

ወይ  ጉድ  ቀጠር  ትዓብደሉ  ግዜ  ኸኣ ኣኺሉ  እምበኣር!!!!!         ሓሶትን  ኣረመናውነትን  እቲ  ዝለዓለ  መግለጺ  ስርዓት  ኢሰያስ  ኢዩ።  ፈለማ  ብሓሶት  ይጥቅን  ቀጺሉ  ኣረመናዊ  ኣዕናዊ  ተግባሩ  ይፍጽም።  ብመስዋእቲ  ጀጋኑ  ደቃ  መሬት  ኤርትራ  ካብ  ወተሃደራት  ደርጊ  ነጻ  ምስ  ኮነት  ህዝቢ  ኤርትራን  ብሓዊ  ዝነደዱ  ምዑታት  ተቃለስቲ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራን  ህዝባዊ  ግምባር  ሓርነት  ኤርትራን  ኣካላውን  ስነ-ኣኣምራውን  ናይ  ኲናት  በሰሎኦም  ከይሓወየን  እፎይ  ከይበሉን  ብ1993

Read more

“pro-government activist” carries out another London attack NOVEMBER 27, 2019 MARTIN

Information about Eritrea and the Horn of Africa Eritrean “pro-government activist” carries out another London attack NOVEMBER 27, 2019 MARTIN PLAUT NEWS On Tuesday afternoon there was another attack on a journalist in the London area. This time the target was Amanuel Eyasu, the founder and editor of Assena TV. The incident bore a striking resemblance to the attack on

Read more

شعبنا يخرج من صمته

شعبنا يخرج من صمته الشعب الإرتري الذي يبحث عن السلام و العدالة  خاض نضالاً ضد الإضطهاد و القمع الذي ظل يمارسه بإستمرار نظام الجبهة الشعبية منذُ 28 عاما من حكمه  ومحاولاته للنيل من السيادة الوطنية بدخوله عملية السلام المزعومة مع إثيوبيا دون علم ومشاركة الشعب. هذه الممارسات و غيرها تركت أثاراً تارخية سلبية لا يمكن نسيانها على الشعب الإرتري وخاصة

Read more

ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉድያት ምብራቕ ሱዳን!!

ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉድያት ምብራቕ ሱዳን!! ኣተን ምስ ኤርትራ ዝዳዋባ፣ ታእሪኻውን ቁጣባውን ምትእስሳር ዘለወን ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ እየን። ኣህዛብ ናይዘን ዝተጠቅሳ ሃገራት  ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብጆግራፍ፣ ታሪኽ፣ ባህሊ፣ ማሕበራዊ ዝምድናታት  ዝተኣሳሰረ እዩ። ብፍላይ ዝምድና ሱዳንን ኤርትራን ብኩሉ እንትንኡ  ካብ ካልእ ፍሉይ ዝገብሮ ሓደ ዓቢ ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብቲ ከባቢ ዶብ ከልተአን ሃገራት ስል ዝነብር  ክንዮ

Read more

ደላይ ፍትሒ ህዝብና ንስቕታ ጥሒሱ ይቃለስ!

ደላይ ፍትሒ ህዝብና ንስቕታ ጥሒሱ ይቃለስ! ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣንጻር’ቲ ምልካዊ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ መወዳእታ ዘይብሉ ዓመጽን ግፍዕን ጠጠው ብምባል ብምቅዋምን፡ ንዝሓለፈ 28 ዓመታት ኣብ ልዕላዋነት ኤርትራ ዝነበሮ ስክፍታታት፡ ብፍላይ ድሕሪ ዘይሕጋውን፡ ብዘይተሳትፎን ኣፍልጦን ህዝብና ዝጀመረ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ መጻኢ ወለዶን ዝገደፎ ዘይርሳዕ ታሪኻዊ በሰላታት ተርእዮ ደጊም ሕጂስ ”ይኣኽለና” ብምባል ሕልና ዘበራበረ፡ስቕታን፡እንታይ ገደሰንን

Read more

ኣኼባ መላእ ኣባላት ውሓዲለ ተኻይዱ

ኣኼባ መላእ ኣባላት ውሓ ዲ ለ ተኻይዱ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፡ መስራቲ ጉባኤ ዘሕለፎ ውሳኔታት ኣብ ትግባረ ንምውዓል ንመሪሕነት ዘሰከሞ ሓላፍነት፡ መሪሕነት ውድብ ብተደጋጋሚ ከካይዶ ኣብ ዝጸንሐ ኣኼባታት ፡ ኣብ መሰረታዊ መደባት ዕማማትን ቀረባ ርሑቕን፡ ክሰርዕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ስሩዕ ሂወት ውድባዊ ንጥፈታቱ ኣብ ምክያድ ይርከብ ምህላዉ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ መግለጺ ኣቅሪቡ። ውድብ ሓድነት

Read more

كلمة تنظيم الوحدة للتغيير الديقراطي في مهرجان حزب الوطن الديمقراطي الارتري

كلمة تنظيم الوحدة للتغيير الديقراطي في مهرجان حزب الوطن الديمقراطي الارتري لندن 16 نوفمبر 2019 الاخوة والأخوات قيادة وقواعد حزب الوطن الديمقراطي الارتري الاخوة والأخوات ممثلي قوى المعارضة الارترية بشقيها السياسي والمدني الخوة والأخوات الحضور الكريم السلام عليكم ورحمة الله تعالو وبركاته يسعدني اكون هنا اليوم وسعادتي لا لها حدود وكيف لن اكن سعيداً وانني اشارك الحزب وهو يدشن مرحلة

Read more

ህዝብና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ንቅሓትን ተሞክሮን ይሰንቅ ዶ ኣሎ !

ህዝብና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ንቅሓትን ተሞክሮን ይሰንቅ ዶ ኣሎ ! ንልዕልና ሕጊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ማዕረነት ዜጋታት ንምውሓስ ኣብ ዝካይድ ቃልሲ ህዝብታት ተመክሮን ንቅሓትን ሰኒቆም ክጓዕዙ ኣማራጺ ዘይብሉ መለልዩ መወዳእታ ክብጻሕ ዝድለ ዕላማን ኣሳልጦ’ዩ። ኣንጻር መን ትቃለስ ምህላውካ ዘነጻር ዕልማ ክህልወካ ስንቒ ንቅሓት ተመክሮን ወሰንቲ’ዮም። ንቅሓት ድላይካ ምዝራብ፡ ተሞክሮ ከኣ ዕድመኻ ኣብ ቃልሲ ምቁጻር ዘይኮነን፡ ምስ’ቲ ተነጻጽሮ ዘለኻ ፖለቲካዊ ዕላማ

Read more

ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ

ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ ትማሊ ዕለት 10 ሕዳር 2019 ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ውሓዲለ) ኣኼባ ኣካይዱ። ኣፈ ባይቶ ኣቶ ሓምድ ድራር ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምስ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል ንዝብል ሕቶታት፡ ኩሉ ሸነኻቱ ንውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ይኹን ንደላይ ፍትሒ ህዝብናን ደምበ ተቃውሞናን

Read more

إفتتاحية سياسة السخرية لنظام الجبهة الشعبي

إفتتاحية سياسة السخرية لنظام الجبهة الشعبيةبتأريخ 1 ديسمبر 2019 نشرت جريدة إرتريا الحديثة تعليقا سياسيا تحت عنوان ” أسرار من وثائق الماضي”. تناول التعليق ما أسماها محاولة  المخابرات الأمريكية و الإسرائيلية لقلب وتغيير نظام الجبهة الشعبية الديكتاتوري  في إرتريا قبل 8 سنوات أي عام 2011.شئ يدعو للإستغراب! بعيدا عن موضوع تدخلات المخابرات الأجنبية، فإن نظام الجبهة الشعبية الديكتاتوري نسى نفسه أنه

Read more

ሃለት ዎሃለና ኤርትርያ ደውለታ ዎደውለት እንደ ገብኣት ነብር!!!!!

  ሃለት  ዎሃለና  ኤርትርያ  ደውለታ  ዎደውለት  እንደ                        ገብኣት  ነብር!!!!!   ሃለና  ሃለና  ሃለና  ኢትሓለልና  ኣዘማ ኤርትርያ  ዓድና  እግልናታ  ሰማ ማያ  ዎባሓራ ለእበና  ዎዶማ ዓድካ  ሕዘ  ተንበናይ ሕና  ኖስናቱ  ለቆማ ገድም  ግራ  እላ  እንታ ኢኮን  ለሹማ   ንኣመስለካ  ዓልና  ሑና  ወድ  ዓድ ምግብ ዎእንታ  ሃየ  ጋና  ምን  ስታይ  ደም  ኢጸግብ  ውግል 

Read more

ديكتاتور. اسياس يتمنا ان يتجول في شوارع مدينة مقللي ولكن عندما يعم. فيها. السلام

ديكتاتور. اسياس يتمنا ان يتجول في شوارع مدينة مقللي  ولكن عندما  يعم. فيها. السلام رئيس وزراء. اثيوبيا. دِكتور. ابي. احمد. عندما. كان. يحتفل.. بمناسبة. فوزه. بجائزة.نوبل. للسلام. في. غاعة. مللنيوم في. اديس. ابابا قال. في. خطابه. الذي. قدمه. للجمهوره” في. اي. لحظة. التقي فيه. مع اخي. العزيز.الرئىس الارترى اسياس افورقي. كان. يشراح. لي. إنه. دومآ. يتمنا ان. يثجول. في. شوارع.

Read more

ጭርጭር ዓበደ ፖሊቲካ ህግዲፍ

ጭርጭር ዓበደ ፖሊቲካ ህግዲፍ ” ካብ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 1 ሕዳር 2019 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተዘርጊሑ ይርከብ። እቲ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ፡ ዝብል ሓተታ ህግዲፍ ንክልተ ትካላት ስለያ፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ኣመልኪቱ ከኣ ቅድሚ 8 ዓመት ዝተፈጸመ ተባሂሉ ማለት 2011 ህግዲፍ ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝተገብረ ፈተነታት ይገልጽ። ዝገርም’ዩ፡ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ዝሓለፈ 18 ዓመታት፡

Read more

ዘይሓጋዊ ማእሰርቲ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ

ዘይሓጋዊ ማእሰርቲ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ በዓል ጸጋ ዕድመ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ 12 ዓመታት ዝኣኽል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክስን ፍርድን ኣብ ማእሰርቲ ይርከቡ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ባዕሎ ዝሃብዎ ቃል ምስክርነት ዘይሰምዖ ኤርትራዊ ዜጋ ኣሎ ክበሃል ዘይክኣል ኣብ ልዕሊ’ዞም ኣቦ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት ርእዩይ፡ ፍሉጥን ኮይኑ ኣሎ። ብዕለት 3 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ንቶም

Read more

ረፖርታጅ ክፍሊ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን

ረፖርታጅ   ዕለት 03/11/2019                                    ክፍሊ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን፣ንካልኣይ ግዜኣ ኣኸባኣ ኣካናዊና። ኣብ ቀዳማይ ኣኸባኣ፣ብመሰረት ውሽጣዊ-ሕግታት ውድብ ሓድነት ንደሞክራስያዊ ለጢ(ው.ሓ.ደ.ለ.)፣ቆይማ ኣባላታ ንኽላለዩን፣ተቐቢሎሞ ዘለዉ ሰፊሕ ሜዳ ምኹኑ መጠን ተገንዚቦም፡መደበ ስርሓቶም ከጣጥሑ ብዝብል መሰረት 26/10/2019 ኣፈናዊ ኣኸባ ተካናዊኑ። ኣብዚ ኣኸባ’ዚ ኣቦወንበር ው.ሓ.ደ.ለ. ሓው ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ከም መኽፈቲን መላለይን ሓጺር መደረ ብምስማዕ፣ካብ ዝበሎ ንምጥቃስ፣ኩቡራት የሕዋት ነቲ ብጻዕርኹም ዘጥረኽምዎ ሞያ፣ንህዝብኹም ከተበርክቱ ብምባል፡ነቲ ካብ ሕልናዊ ግደታና

Read more

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለዊጢ (ሓዲለ) ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ሰሪዑ፡

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለዊጢ (ሓዲለ)  ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ሰሪዑ፡       29 ጥቅምቲ 2019      ብመሰረት ውሳነ ፈጻሚት ኣካል ሓዲለ፡ንቤት ጽሕፈት ውደባ፡ ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ከቀውም        ብዝተዋህቦ ሓላፍነት፡ እዘን ዝስዕባ መሰጋገሪ መርሕነት ዞባ ቆይመን ኣለዋ። ውድብና ከምቲ ሰለስቲኡ ኣካላት ኣብ መስራቲ ጉባኤ ዝተሰማማዕናሉ ትካላትና ኣፍሪስና ሰፈሕ ህዝባዊ ተሳትፎ ሰረት ዝገበረ ውድብ ንምምስራት ስለዝነበረ፡ እነሆ ድማ ሓሳብ ሰሚሩ ውድብና ተመስሪቱ። ብመሰርት

Read more