Monthly Archives: Nov 2019

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለዊጢ (ሓዲለ) ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ሰሪዑ፡

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለዊጢ (ሓዲለ)  ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ሰሪዑ፡       29 ጥቅምቲ 2019      ብመሰረት ውሳነ ፈጻሚት ኣካል ሓዲለ፡ንቤት ጽሕፈት ውደባ፡ ግዝያዊ መሰጋገሪ መሪሕነት ዞባ ከቀውም        ብዝተዋህቦ ሓላፍነት፡ እዘን ዝስዕባ መሰጋገሪ መርሕነት ዞባ ቆይመን ኣለዋ። ውድብና ከምቲ ሰለስቲኡ ኣካላት ኣብ መስራቲ ጉባኤ ዝተሰማማዕናሉ ትካላትና ኣፍሪስና ሰፈሕ ህዝባዊ ተሳትፎ ሰረት ዝገበረ ውድብ ንምምስራት ስለዝነበረ፡ እነሆ ድማ ሓሳብ ሰሚሩ ውድብና ተመስሪቱ። ብመሰርት

Read more