Monthly Archives: Nov 2019

ጭርጭር ዓበደ ፖሊቲካ ህግዲፍ

ጭርጭር ዓበደ ፖሊቲካ ህግዲፍ ” ካብ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 1 ሕዳር 2019 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተዘርጊሑ ይርከብ። እቲ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ፡ ዝብል ሓተታ ህግዲፍ ንክልተ ትካላት ስለያ፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ኣመልኪቱ ከኣ ቅድሚ 8 ዓመት ዝተፈጸመ ተባሂሉ ማለት 2011 ህግዲፍ ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝተገብረ ፈተነታት ይገልጽ። ዝገርም’ዩ፡ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ዝሓለፈ 18 ዓመታት፡

Read more

ዘይሓጋዊ ማእሰርቲ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ

ዘይሓጋዊ ማእሰርቲ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ በዓል ጸጋ ዕድመ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ 12 ዓመታት ዝኣኽል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክስን ፍርድን ኣብ ማእሰርቲ ይርከቡ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ባዕሎ ዝሃብዎ ቃል ምስክርነት ዘይሰምዖ ኤርትራዊ ዜጋ ኣሎ ክበሃል ዘይክኣል ኣብ ልዕሊ’ዞም ኣቦ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት ርእዩይ፡ ፍሉጥን ኮይኑ ኣሎ። ብዕለት 3 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ንቶም

Read more

ረፖርታጅ ክፍሊ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን

ረፖርታጅ   ዕለት 03/11/2019                                    ክፍሊ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን፣ንካልኣይ ግዜኣ ኣኸባኣ ኣካናዊና። ኣብ ቀዳማይ ኣኸባኣ፣ብመሰረት ውሽጣዊ-ሕግታት ውድብ ሓድነት ንደሞክራስያዊ ለጢ(ው.ሓ.ደ.ለ.)፣ቆይማ ኣባላታ ንኽላለዩን፣ተቐቢሎሞ ዘለዉ ሰፊሕ ሜዳ ምኹኑ መጠን ተገንዚቦም፡መደበ ስርሓቶም ከጣጥሑ ብዝብል መሰረት 26/10/2019 ኣፈናዊ ኣኸባ ተካናዊኑ። ኣብዚ ኣኸባ’ዚ ኣቦወንበር ው.ሓ.ደ.ለ. ሓው ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ከም መኽፈቲን መላለይን ሓጺር መደረ ብምስማዕ፣ካብ ዝበሎ ንምጥቃስ፣ኩቡራት የሕዋት ነቲ ብጻዕርኹም ዘጥረኽምዎ ሞያ፣ንህዝብኹም ከተበርክቱ ብምባል፡ነቲ ካብ ሕልናዊ ግደታና

Read more