ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ

ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ ትማሊ ዕለት 10 ሕዳር 2019 ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ውሓዲለ) ኣኼባ ኣካይዱ። ኣፈ ባይቶ ኣቶ ሓምድ ድራር ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምስ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል ንዝብል ሕቶታት፡ ኩሉ ሸነኻቱ ንውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ይኹን ንደላይ ፍትሒ ህዝብናን ደምበ ተቃውሞናን
Read more
You must be logged in to post a comment.