Monthly Archives: Nov 2019

ህዝብና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ንቅሓትን ተሞክሮን ይሰንቅ ዶ ኣሎ !

ህዝብና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ንቅሓትን ተሞክሮን ይሰንቅ ዶ ኣሎ ! ንልዕልና ሕጊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ማዕረነት ዜጋታት ንምውሓስ ኣብ ዝካይድ ቃልሲ ህዝብታት ተመክሮን ንቅሓትን ሰኒቆም ክጓዕዙ ኣማራጺ ዘይብሉ መለልዩ መወዳእታ ክብጻሕ ዝድለ ዕላማን ኣሳልጦ’ዩ። ኣንጻር መን ትቃለስ ምህላውካ ዘነጻር ዕልማ ክህልወካ ስንቒ ንቅሓት ተመክሮን ወሰንቲ’ዮም። ንቅሓት ድላይካ ምዝራብ፡ ተሞክሮ ከኣ ዕድመኻ ኣብ ቃልሲ ምቁጻር ዘይኮነን፡ ምስ’ቲ ተነጻጽሮ ዘለኻ ፖለቲካዊ ዕላማ

Read more