ኣኼባ መላእ ኣባላት ውሓዲለ ተኻይዱ

ኣኼባ መላእ ኣባላት ውሓ ዲ ለ ተኻይዱ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፡ መስራቲ ጉባኤ ዘሕለፎ ውሳኔታት ኣብ ትግባረ ንምውዓል ንመሪሕነት ዘሰከሞ ሓላፍነት፡ መሪሕነት ውድብ ብተደጋጋሚ ከካይዶ ኣብ ዝጸንሐ ኣኼባታት ፡ ኣብ መሰረታዊ መደባት ዕማማትን ቀረባ ርሑቕን፡ ክሰርዕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ስሩዕ ሂወት ውድባዊ ንጥፈታቱ ኣብ ምክያድ ይርከብ ምህላዉ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ መግለጺ ኣቅሪቡ። ውድብ ሓድነት
Read more
You must be logged in to post a comment.