ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉድያት ምብራቕ ሱዳን!!

ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉድያት ምብራቕ ሱዳን!! ኣተን ምስ ኤርትራ ዝዳዋባ፣ ታእሪኻውን ቁጣባውን ምትእስሳር ዘለወን ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ እየን። ኣህዛብ ናይዘን ዝተጠቅሳ ሃገራት ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብጆግራፍ፣ ታሪኽ፣ ባህሊ፣ ማሕበራዊ ዝምድናታት ዝተኣሳሰረ እዩ። ብፍላይ ዝምድና ሱዳንን ኤርትራን ብኩሉ እንትንኡ ካብ ካልእ ፍሉይ ዝገብሮ ሓደ ዓቢ ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብቲ ከባቢ ዶብ ከልተአን ሃገራት ስል ዝነብር ክንዮ
Read more
You must be logged in to post a comment.