Monthly Archives: Nov 2019

ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ ብሓባር ይኹንኑ!!

ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብሓባር ይኹንኑ!!እቲ ብዕለት 26 ሕዳር 2019 ሰሉስ መዓልቲ፣ ኣብ ከተማ ለንደን ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብጻይና ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ሓላፊ ረድዮን ሳተላይት ቲቪን ኣሰና ተጌሩ ዘሎ ግብረሽባራዊ መጥቃዕቲ ኣጥቢቕና ንዅንን። እዚ ንሓው እማኑኤል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ፣ ቅድሚ ሓደ

Read more

ወይ ጉድ ቀጠር ትዓብደሉ ግዜ ኸኣ ኣኺሉ እምበኣር!!!!!

ወይ  ጉድ  ቀጠር  ትዓብደሉ  ግዜ  ኸኣ ኣኺሉ  እምበኣር!!!!!         ሓሶትን  ኣረመናውነትን  እቲ  ዝለዓለ  መግለጺ  ስርዓት  ኢሰያስ  ኢዩ።  ፈለማ  ብሓሶት  ይጥቅን  ቀጺሉ  ኣረመናዊ  ኣዕናዊ  ተግባሩ  ይፍጽም።  ብመስዋእቲ  ጀጋኑ  ደቃ  መሬት  ኤርትራ  ካብ  ወተሃደራት  ደርጊ  ነጻ  ምስ  ኮነት  ህዝቢ  ኤርትራን  ብሓዊ  ዝነደዱ  ምዑታት  ተቃለስቲ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራን  ህዝባዊ  ግምባር  ሓርነት  ኤርትራን  ኣካላውን  ስነ-ኣኣምራውን  ናይ  ኲናት  በሰሎኦም  ከይሓወየን  እፎይ  ከይበሉን  ብ1993

Read more