መንስግቲ ሱዳን ዓመታዊ ሃገራዊ ባጀት ሰሊዑ

መንስግቲ ሱዳን ዓመታዊ ሃገራዊ ባጀት ሰሊዑ ምንጪ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 27/12/2019 ናይ 73 ቢልዮን (1.62 ቢሎን ዶላር) ሕጽረት ወይ ደፊሲት ዘለዎ ናይ 2020 ዓመታዊ ባጀት ከምዝጽደቀ፣ ሚኒስትር ፋይናንስ ሱዳን፣ ኢብራሂም ኣልባዳዊ ገሊጹ። እዚ ካቢነ ሚኒስትራትን ባይቶ ሉኡላወነትን (governing council) ኣጽዲቅዎ ዘሎ ባጀት፣ ድሕሪ ምውዳቅ ስርዓት ኣልባሺር፣ ንመጀመርያ ግዜ ይኹን ዳኣ’ምንበር እዚ ባጀት ብዙሕ ተቃውሞ የጋጥሞ ኣሎ። ብፍላይ ካብቲ
Read more
You must be logged in to post a comment.