Monthly Archives: Dec 2019

ዕብዳን ቀጠር ዶስ ዕርቃን ህግደፍ?

ዕብዳን ቀጠር ዶስ ዕርቃን ህግደፍ?ኩሉ ግዜ ቅድሚ ኣብ መድረኽ ወጽኢኻ  ምዝራብ ይኹን ምውሳእ፣  ኣብ ቅድሚ ምስትያት ደው ኢልካ ስእልኻ ርኢኻ  ነፍስኻ ምስትኽኻል ንቡር ልምዲ  ደቂ ሰባት’ዩ። ምኽንያቱ ነብስኻ  ፈቲሽካን ኣስተኻኪልካን ብሙሉእ ርእሰ ተኣማንነት ኣብ መድረኽ ወጺኻ እትብሎን ትገብሮን ጥራይ’ዩ ንተዓዘብትኻ ከጸሉ ዝኽእል። ተዓዛቢ እንተ ዘይብላካ፣ በይንኻ ኣብ መድረኽ እትዋሰኦ ድራማ መግለጺ ጥፍሽናኻ ጥራይ እዩ ክኸውን። ብዕለት 28 ሕዳር 2019 ብመንገዲ

Read more

ግርም ምቑማር ወዳጀ ምድማር

ግርም  ምቑማር  ወዳጀ  ምድማር      ኣጉል ቃላት   ብምኹማር      ተሓቢእካ ብምምኻር      ድሌት  ሓፋሽ  ብዘይምስማር     ሓናጢጥካ   ብምስፋር     ግርም  መጽሓፍ   ምድማር      ወዳጀ  ዕብዳን  ወዳጀ  ምቑማር ክኢላ  ነፋሒቶ  ቀያያሪት  ሕብሪ ብነቃዕ  ትጥምት  ከዳዕ  ዓይኒ ንስሪ ድምስስ  ከተብሎ  ነቲ  ኩሉ  ክብሪ ኣብየት  ትዕድልቲ ተፈጥራዊ  ባሕሪ ኣይተራየን ፍጹም  ከምዚ  ዓይነት  ነውሪ ኣብየት  ምምብሃቑ ናብ እንዳማትካ

Read more

هل بالفعل قد آن الأوان الذي يظهر فيه جنون دولة. قطر؟

هل بالفعل قد  آن الأوان الذي يظهر فيه جنون دولة. قطر؟الكذب والبشاعة من أبرز  و أهم صفات نظام افوقيِ  اولآ يقوم  باتلفيق للأخرين ومن ثم ينفذ فعله الهدام ولكن ليس ضد من قام بتلفيقهم إنما على الشعب  الأرتري المغلوب في امره  لأن أفورقي  ليس قويا في وجه الأقوياء ولكنه قوي عند الضعفاء في الظلام   ففي عام 1993 بعد سنتان من

Read more