ሃገር ሃገር ሃገር ዓቢ ቁም-ነገር

ሃገር ሃገር ሃገር ዓቢ ቁም-ነገር ሃገር ውሱን ናይ መሬት ባሕር ሰማይ ዶብን ታሪኻዊ ኣመጻጸኣን ሓባራዊ ስነ-ኣእሙራዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ህዝብን ዘጠቃልል መንነት ኢዩ። ሃገር ከም ጂኦግራፊካዊ ክሊ መሬት ንሰብ እቲ ዋና ዝኾነ ሰብ ድማ ነቲ ሃገር ኣገልግሎት እናተለዋወጡ ዝነብሩሉ ኣብ ሂወት እቲ ዝዓበየ ክብርን ትዕድልትንኢዩ። ሃገር ወዲ-ሰብ ንምሉእ ሂወት ካብ ውጽኢት ዘርኡን ካልኦት ባህርያዊ ጸጋታቱን ዝምገበሉ ድሕሪ ሞት
Read more
You must be logged in to post a comment.