ህጹጽ ጻውዒት ንመንግስቲ ሱዳንን ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን

ህጹጽ ጻውዒት ንመንግስቲ ሱዳንን ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ዕለት፡ 13/12/2019 ናብ ዝኸበርኩም ወከልቲ፡ ቤት-ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ሱዳን፡ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታት ሱዳን (COR)፡ ላዕለዋይ ባይቶ ንሰብኣዊ ዕብየት፡ ሚኒስተሪ ዕዮን ማሕበራዊ ዕቤትን ሱዳን፡ ከምኡ’ውን፡ ኣብ ሰዳን ካብ ዘለዉ ስደተኛታት፡ ኤርትራ፡ ደቡብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ኮንጎ፡ የመንን ሱርያን ካብ ነፍስ ወከፎም ብሓደ ሰብ ተወኪሎም ዝተሳተፍዎ ዓውደ-መጽናዕቲ ብ30 ጥቅምቲ
Read more
You must be logged in to post a comment.