መልእኽቲ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ውሓዲለ ብምኽንያት በዓል ልደትን፡ሓድሽ ዓመትን

መልእኽቲ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ውሓዲለ ብምኽንያት በዓል ልደትን፡ሓድሽ ዓመትን ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትርከብ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ 28 ዓመታት እፎይታ ዘይብሉ ዝሓለፍካዮን፡ ትሓልፎ ዘለኻ ስቓይ መከራ ተጻዊርካ፡ ባህልኻን ክብርኻን ዓቒብካ ብተስፋ መዓልቲ ፍትሕን ሰላምን ሃንቀው ትብለሉ ዘለኻ እዋን’ዩ። 2019 ዓ.ም ከኣ ንተስፋታትካን ባህግታትካን ክውን ዝገብር፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ሓቢሮም ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ይቃለሱ ኣለዉ። 2019 ልዕላውንት ሕጊ መሊኡ
Read more
You must be logged in to post a comment.