ዓስከረን ብጹእ ኣቡነ ኣብርሃ ፍራስንዋ ካብ ጸጸራት ንኪዳነ ምህረት

ዓስከረን ብጹእ ኣቡነ ኣብርሃ ፍራስንዋ ካብ ጸጸራት ንኪዳነ ምህረት ዓስከረን ብጹእ ኣብርሃ ፍራስንዋ ኣቡን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ካብ መካነ መቓብር ጸጸራት ናብ ርእሰ ኣድባራት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ግዒዙ። መደብ ምግዓዝ ኣዓስከረን ብጹእ ኣቡነ ኣብርሃ ፍራስንዋ፡ ምስ’ቲ ምሕዳስ ጽምብል 50 ዓመት ቤተ ክርስትያ ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ዝተሓስበ’ኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ሃይማኖት ጉዳያት ቤት ጽሕፈት ህግዲፍ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ተደጋጋሚ
Read more
You must be logged in to post a comment.