Monthly Archives: Dec 2019

ክሳራ 3ተ ወለዶታት ምፍዋስ ዘተ ዶ ክሳራ 6ተ ወለዶታት ዝድርብ ሕቡእ ውዲት??

ናይ  3  ወለዶታት  ክሳራ  ናይ ምፍዋስ ዘተ ዶ ናይ  6   ወለዶታት ክሳራ ዝዕድርብ  ሕቡእ ውዲት??    ዘተን  ምርድዳእን    መሰረታውያን  ሕግታት  ሂወት  ወዲ-ሰብ  ኢዮም።   ካብቲ  ዝተሓተ  ክሳብቲ  ዝለዓለ  ንሂወት ወዲ-ሰብ   ዘድልዮ  ጉዳያት  ኣብ  ዘተን  ምርድዳእን ዝተመስረቱ  ኢዮም።  ውዲ-ሰብ  ሰሪሑ ከፍሪ  እሞ  ክምገብ  ክለብስ መንበሪ  ቤቱን  ካልኦት  ዘድልይዎ  ዝርዝራት   ንከጥርን  ከከም  ቀዳምነታቶምን  ደረጃ  ኣድላይነቶምን ፈለማ  ምስ  ነብሱ   ተዛቲዩን  ተረዳዲኡን  ናብ  ምትግባሮም

Read more