ኣዝዩ ዘሕዝን ከቢድ ጕዳይ፣ ሞት ክቡር ብጻይን ሓውን ገብረመድህን ዘገርጊሽ (ዳያን)

ኣዝዩ ዘሕዝን ከቢድ ጕዳይ፣ ሞት ክቡር ብጻይን ሓውን ገብረመድህን ዘገርጊሽ (ዳያን) ብዕለት 21 ታሕሳስ 2019 ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ገብረመድህን ካብዛ ዓመት ብሞት ምሕላፉ ሰሚዕና፣ ክትቅበሎ ዚኸብድ መሪር ሓዘን። ንንብረመድህን ወላዲኡ (ማለት ኣቦይ ዘገርጊሽ) ብህጻኑ ፈላሲ ኮይኖም ናብ ደብረብዜን ስለ ዝነበሩ ንሱ’ውን ኣብ ደብረብዜን ምስኦም ይቕመጥ ስለ ዝነበረ ከብቲ ናይ ፈለስቲ ደብረብዜን እናጓሰየ’ዩ ዓብዩ። ናይ ኮተቴ ዕድመ ምስ በጽሐ ምጕሳይ ስለ
Read more
You must be logged in to post a comment.