Monthly Archives: Dec 2019

ተስፋታትን ብድሆታትን ሓዲሽ ዓመት

ተስፋታትን ብድሆታትን ሓዲሽ ዓመት   ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 30 ታሕሳስ 2019 2019 ዓ.ም ኣብቂዓ ናብ 2020 ዓ.ም ኣቢልና ንሰጋገር ኣሎና። ወዲ-ሰብ ብባህልን ባህርን ተመሪሑ ንሓድሽ ዓመት እናሻዕ ብተስፋ ኢዩ ዝቕበላ። ኣብ ዝሓለፎ ዓመት ዘጋጠሙ መረርቲ ይኹኑ ጥዑማት ተረኽቦታት ገምጊሙ፣ ማለት ንህይወቱን መነባብሮኡን ቀይሱ፣ ናብ ዝሓሸን ዝበለጸን ነጥበ-መቐይሮ ንምስጋር ከአ መደባት ይገብር። ብዛዕባ ሕጸ ይኹን መርዓ ናይ ንዓቕሚ ኣዳም

Read more