Monthly Archives: Jan 2020

ገንዘብ ሕድሪ ምስ ጠለምቲ ህግዲፍ ሓጻር ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰት ዛንታ

ገንዘብ ሕድሪ ምስ ጠለምቲ ህግዲፍ ሓጻር ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰት ዛንታ ገንዘብ ሕድሪ ምስ ጠለምቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብ’ቲ ቅድሚ ኣስታት ኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን ኣቢሉ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዝተኻየድ ጻዕዳ ጭው ዝበለ ጥልመት ገንዘብ ሕድሪ፡ እሞ ክሳብ ሕጂ ከኣ ህዝብና ብገዛእ ደቁን ንብረቱን ገንዘቡን ብሕሱም ምረት ናብራ ከምኡ እንዳበለ ዝሓልፎ ዘሎ ስቕያት ብምዝካር፡ እቶም ጸላእትና’ዮም ንብሎም ዝነበርና ኸ እንታይ ይግበሩ ነበሩ

Read more

መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን!

መላኺ ስርዓት ህግዲፍን ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን! ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ምቅይያራት ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊትን፡ ኣማሓደርቲ ዞባታታት ገይሩ ከም ዘሎ ይሕበር። እዚ ሓድሽ ምቅይያራት ላዕለዎት መራሕቲ ከኣ ምስ’ቲ ኣብ ሃገርና ዝኸይድ ዘሎ ዘይፍትሓዊ ምሕደራን፡ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ዘይርጉእ ኩንታት፡ ህዝባዊ ተቃውሞ ከይለዓል ዘንቀሎ ስግኣታት ሓደ ሸነኽ ክኸውን እንከሎ፡ ሰላም ተረኺቡ’ዩ እንዳበለ ዘካይዶ ፕሮፓጋንዳዊ ምድንጋራት፡ ህዝቢ

Read more

ንዓና ንኤርትራውያን ካብ’ዚ ዝሓሰመ ግዜ ክመጸና ይኽእል’ዶ?

ንዓና ንኤርትራውያን ካብ’ዚ ዝሓሰመ ግዜ ክመጸና ይኽእል’ዶ? ርሑቕ ከተማዕዱን ንመጻኢ ክትጥምትን ኣዝዩ ከቢድ ነገር’ዩ። ደቂ-ሰባት ከአ ኣብ ዘለውሉ ግዜ ኴይኖም ብዘለዎም ሕሰመ-መከራ ጥራይ ተዓብሊሎም ንርሑቕ ከማዓድዉን ናብ መጻኢ ጠሚቶም ዘላቒ ፍታሕ ከትልሙ/ክህንድሱን ይጽገሙ። “ሽግር መባኣሲ” ከም ዝብሃል ከአ፣ ኣብ ልዕሊ ዓቢ-ቀላይ ብሓደ እናንሳፈፉ መርከብ-ድሕነት ካብ ህቦቡላ(ማዕበል) ከድሕኑ ክንዲ ምቅላስ ሓድሕድ ይዋጠጡ። እሞ ደረት-ትርኢት ደቂሰባት ይኹኑ ናይ ሕብረተሰባት፣ ምስ ኵነታት ራህዋን

Read more

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡ ሰበ ስልጣናት መንግስቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ኣባላት ጸጥታ፡ መላኺ ስርዓት ጉጅለ ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡ ዛቢ ይርከቡ። ኣብ ዛይድ ወታሃደራዊ ሆስፒታል ክንክን ሕክምና ይግበረሎም ከም ዘሎ ከኣ ተሓቢሩ። እዞም ሕማሞም ዘይተገልጸ ላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳዮም ብኣዝዩ ዕቱብ ምስጢር ተተሒዙ ከም ዘሎ ተፈሊጡ። ካብ’ቲ ሆስፒታል ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም ዝገልጾ” ኣብ ውሽጢ’ቲ ሆስፒታል ብርክት

Read more

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡ ብሓሙስ ዕለት 23 ጥሪ 2020 ኣብ በርነር-ሳይቱንግ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዛዕባ ኤርትራ ዝወጸ ከም ዝሕብሮ፡ መንግስቲ ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ኣብ’ዚ ዝመጽእ 3 ዓመታት ንኤርትራ ሓገዝ ከም ትህብ ዝገልጽ’ዩ። እዚ ሓገዝ ከኣ ብፍሉይ መደብ ንዕብየትን ስልጠና መንእሰያት ምዃኑን፡ ነቲ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድናታት ንምብርባር’ዩ ይብል። ነዚ መደብ ስልጠና መንእሰያት ተባሂሉ ዝወሃብ ደገፍ

Read more

إريتريا مرة أخرى في قائمة الدول المظورة من دخول الولايات المتحدة الأمريكية

إريتريا مرة أخرى في قائمة الدول المظورة  من دخول الولايات المتحدة الأمريكية. ذكرت صحيفة وول إستريت جورنال في عددها الصادر يوم ٢١ يناير ٢٠٢٠ بأن  إدارة الرئيس الأمريكي دونالد تراب  بصدد إصدار قرار يحظر سفر مواطنين من سبع دول إفريقية و أسيوية  بالإضافة لمواطني إحدى الدول الإروبية إلى الولايات المتحدة الأمريكية. هذا الحظر الذي يتوقع أن تصدوره الإدارة الأمريكية وجد إهتماما

Read more

الأخبار

الأخبار . عقد المجلس المركزي لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي إحتماعه الأول اليوم المواق 18 يناير 2020. وخلال الإجتماع الذي إستمر زهاء الثلاثة ساعات ناقش الأعضاء بعض البنود التي كانت قد تبقت من الإجتماع السابق و خاصة تلك التي تتعلق مباشرة بعملية إكمال الصيغة النهائية للهيكل التنظيمي. كرس الأعضاء جزء كبيرمن الوقت لمناقشة التقرير الموجز الذي قدمه رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير

Read more

ዓውደ ክትዕ ስቶክሆልም ABF መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ!

ዓውደ ክትዕ ስቶክሆልም ABF መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ! እዚ ኣርእስቲ እዋናውን፡ ኣገዳሲ ሕጋውነት ዘለዎ ሕቶ ህዝብን ሃገርን’ዩ። ማሕበር ሽወደን-ኣፍሪቃውያን ኣብ ስቶክሆልም ነዚ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ህዝቢ ክፈልጥ ክርዳእን ንምግባር ዝተኻየደ ዓወዲ ዘተ እዩ። ኣብ’ዚ ዓወደ ዘተን ክትዕን ከኣ በዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ኣርእስቲ ጽሑፍ ዘቅረቡ ዝቀረቡ እዞም ዝስዕቡ ነበሩ። ኣቶ ቡ የውሃንሶን ኣምባሳድር ሽወደን ኣብ

Read more

ኤርትራ ኣብ መዝገብ ካልኣይ ዙርያ እገዳ መገሻ ሃገራት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ

ኤርትራ ኣብ መዝገብ ካልኣይ ዙርያ እገዳ መገሻ ሃገራት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ’ቲ ውሩይ ዎል ስትሪት ጆርናል The wall Street Journal ተባሂሉ ዝፍለጥ ጋዜጣ ምምሕዳር ፕረሲደንት ትራምፕ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካልኣይ ዙርያ፡ ዳግማይ ካብ ኣፍሪቃን ኤስያን ሓንቲ ኤውሮጳዊት ዝርከብአን ኣስታት 7 ሃገራት፡ ዜጋታተን ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ከይኣትዉ እገዳ ክግበረለን ይሕሰብ ከም ዘሎ ኣብ’ቲ ትማሊ ብዕለት 21 ጥሪ 2020 ዝተዘርግሐ ሕታም ሰፊሩ

Read more

መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 18 ታሕሳስ 2020 ትማሊ ቀዳም ዕለት 18 ጥሪ 2020 መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓድለ ተኻይዱ። ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ፡ ጉባኤ ካብ ዘሕለፎም ውሳኔታት ኣብ ትግባረ ንምውዓል ከስርሖ ዝጸንሐን ንብድሕሪ ሕጂ ክትግበሩ ዘለዎም መደባት ኣገባብ ተሊሙ። ውሽጣዊ ሓድነቱ ንምሕያል ስርዒቱ ኣጻፊፉ ይሰርሕ ምህላዉ ርእዩ። ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሙሉእ ስእሊ

Read more

UDC Central Council held the last meeting of its first regular session today 18 January 2020.

News UDC: 18 January 2020 The UDC Central Council held the last meeting of its first regular session today 18 January 2020. During the meeting which lasted over three hrs, members discussed several items left from the previous meeting and in particular those that are directly related to the process of finalising the organisational structure. Members also dedicated considerable amount

Read more

ህውሓት ካብ ጥምሮ EPRDF ምውጻእ፡ሳዕቤኑ ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ኢርትራ ፡

                           ህውሓት ካብ ጥምሮ EPRDF ምውጻእ፡ሳዕቤኑ ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ኢርትራ ፡                       ወያኔ ነዚ ከሓዲ ጉጂለ ህግደፍ ሕጂ እውን ግርም ገይሮም ብዘየዳግምን ብዘይተጸበዮን ንውርድትን ስዕረትን ኣቓሊዖሞ ኣለዉ እዛ ብኮረነል ዓቢይ ኣሕመድ እትምራሕ ዘላ ኢትዮጵያ ሓንትን ጥምርትን ነይራ እንተ ትኾውን ፡ ጉጂለ ህግድፍ ብቀሊሉ ልዑላውነት ሃገረ ኤርትራ ኣሕሊፉ ክህብ ግዜ ኣይምወሰደሉን  ። ኣምላኽ ግን ሕያዋይን ኩሉ ዝከኣሎን እዩ ፡ ብሓጺር ግዜ

Read more

ወሪድዎ ዘመን

ወሪድዎ  ዘመን     ብዘገምታ ጉዕዝኡ   ዘዝፈረዶ     ካብ  ሓሳብ ውጹዓት ደው ኣቢሉ ክጋርዶ    ወይ  ዘመን  ዘመን መዓት  ዝወረዶ      ንታሪኽ ገርዎ ስርሕ ፍንጥሕ ናይ ኣጉዶ     ኢሂ ተዓዛብቲ ኣይኮነን ዶ  ጋዶ?     ቱፍ  ንበሎ  ብሓባር   ኣይንለማመዶ      ይእኸለና ደጊምስ  ከላእ  ትዋረዶ         እወ  ካብ  ስነ-ጽሑፍ  ግጥሚ         ካብ  ማይ  ከኣ  ማይ  ደሊሚ        ካብ  ስጋ  ኸኣ  ዓጽሚ          ካብ 

Read more

إفتتاحية مفهوم التعصب الديني و الإقليمي في إرتريا وتاثيراته على العملية السياسة !

إفتتاحيةمفهوم التعصب الديني و الإقليمي في إرتريا وتاثيراته على العملية السياسة !التنوع الإثني و الديني للشعب الإرتري هو أساس الهويه الثقافية التي تكونت منها الهوية الوطنية الإرترية. وعلى مر التأريخ أثبت الشعب الإرتري صلابة وحدته الوطنية مستمداً قوته من ذاك التنوع الثقافي المتجانس للحافظ على وحدة أرضه، واقفاً في كل الأحوال وقفة رجل واحد، في السراء و الضراء لحماية وطنه

Read more

الطيور على أشكالها تقع

الطيور على أشكالها تقع أصبح حوض البحر الأحمر مرة أخرى مركز تنافس وصراع  توازن  بين القوى الكبرى التي تسعى لإجاد موطئ قدم لها لزيادة نفوذها في المنطقة.  عودة تهافت و تنافس هذه القوى الأجنابية في منطقة القرن الإفريقي من جديد بعد الحرب الباردة كان نتيجة الصراعات المستمرة بين بلادان الخليج،  بدايةً من عاصفة الصحراء و حرب اليمن(عاصفة الحزم)  و حصار

Read more

ዘይንጹር መደብ ቅርጺ ሃገራዊ ፖሊቲካ ዘኸትሎ ኣሉታዊ ሳዕቤን፡

                     ዘይንጹር መደብ ቅርጺ ሃገራዊ ፖሊቲካ ዘኸትሎ ኣሉታዊ ሳዕቤን፡ ኤርትራ መበቆል ዝተፈላልየ ሕብረ ብሄራዊ፡ዓሌታትን፡ እምነታት ዘለዎም ኣሕዛብ ዝቆመት ሃገር ስለ ዝኾነት መርኣያ ብዙሕነት ባህልን ልምድን’ያ። ኤርትራ ሓድነት ህዝባን መሬታን ኣቒባ ዝጸንሐት፡ ሕሉፍ ታሪኽ ዝምስክሮ’ውን እዩ። ከም’ቲ ሓረስታይ ክዘርእ ” ኣስመር” ዝብል፡ ከም’ቲ መርዓት ክትወጽእ ” ዑፈይ ስመርለይ” ተባሂሉ ዝድረፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣብ ጽቡቕን ሕማቅን፡ ኣብ ሰላምን ኵናትን፡ ብሓደ ኮይኑ

Read more

ጸረ ሰላም ዝኾነ ዓሻ ህዝቢ የለን!!

 ጸረ  ሰላም  ዝኾነ  ዓሻ  ህዝቢ  የለን!!     ህዝቢ  ናይ  ብዙሕ  መዳያዊ  ፍሉይነታት  ዝርዝር  ዘጠቃልል እኩብ ወይ ሕብረት ናይ  ወልቀ-ሰባት  ኢዩ። እቲ  ናይ ህዝቢ ዝጭበጥን  ዝረአን ኩሉ  መዳያዊ  ማሕበራዊ  ኣቃውማ  ንባዕሉ   ህዝቢ  ሰላማዊ  ምዃኑ  ዘብርህ  ድሙቅ  ምስክርነት  ኢዩ።  ስለዚ   ህዝቢ  ብኹሉ  መምዘኒታቱ  ናይ  ሰላም  ምልክት  ደኣምበር  ጸረ ሰላም  ኣይኮነን።   ኣብ  መንጎ  ህዝቢ ግን  ኣዚዮም  ውሑዳት ጸረ-ሰላም  ዝኾኑ  ዓያሹ ባእታታት   ኣለዉ  ኢዮም። 

Read more

ሕድሪ ጀጋኑና፡ ሕድሪ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ’ዩ

ሕድሪ ጀጋኑና፡ ሕድሪ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ’ዩ ሕድሪ ዝተቀበልናዮ ምስጢር ዘይፈልጡ፡ ብዙሕ ክዛረቡ ይኽእሉ’ዮም። ቅድሚ ሕጂ’ውን ልዕሊ 60 ዓመታት ዘቁጸረ ብሂላትን፡ ነጻነት ኤርትራ ዘይቅበልዎን ወገናት ክሳብ ሎሚ ከም ብዕሪር ብዝተፈላልዩ ሰባት ተደጋጊሙ ኣብ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ክዝረብ ይስማዕ። ንምዃኑ እቶም ዝዛረቡ እንታይ ይብሉ ኣለው፡ ከይተገምገመን እንታይነቶም ከይተፈልጠን ”ወደብ ዓሰብን ባጽዕን ወደብ ኢትዮጵያ ንስለ ዝበሉ” ጥራሕ ዶኾን ይኸውን? ውልቃዊ ረብሓ ዶ ኸ

Read more

Threat or delusion?

Threat or delusion? Ever since the Eritrean people’s heroic struggle for independence triumphantly came to an end and Eritrea won its independence on 24 may 1991, some nostalgic element who do not understand the Eritrean people ’s struggle or the secret of their victory have continued to live in denial and delusion. Some of those who have never accepted the

Read more

እዚስ ምስ ምንታይ ዩ ዝቁጸር

እዚስ  ምስ  ምንታይ  ዩ  ዝቁጸር       ስርዓት  ሃጸይ  ሃይለስላሴ  ኤርትራ  መሬታ  እምበር  ሰባ  ኣየድልየናን  ኢዩ  ብምባል  ኣብ  ልዕሊ  ህዝቢ  ኤርትራ  መዳርግዲ  ዘይብሎም  ካብቶም  ኣብ  ታሪኽ  ሂወት  ወዲ  ሰብ  ዘስገድግዱ  ጃምላዊ  ህልቂታት  ዝፈጸመ  ንነብሱ  ናይ  ኢትዮጽያ  ንጉሰ  ነገስት  ኢልይ  ዝጽውዕ  ኣረመን ዝኾነ  መራሒ   ኢዩ።  ናይ  ህልቂት  ገበናት  ሃጸይ  ሃይለስላሴ  እቲ  ናይ  ብረታዊ  ገድሊ  ወለዶ  ብተግባር  ዝረኣዮ  ብምንባሩ   ብሩህ  ኢዩ። 

Read more