ሕድሪ ጀጋኑና፡ ሕድሪ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ’ዩ

ሕድሪ ጀጋኑና፡ ሕድሪ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ’ዩ ሕድሪ ዝተቀበልናዮ ምስጢር ዘይፈልጡ፡ ብዙሕ ክዛረቡ ይኽእሉ’ዮም። ቅድሚ ሕጂ’ውን ልዕሊ 60 ዓመታት ዘቁጸረ ብሂላትን፡ ነጻነት ኤርትራ ዘይቅበልዎን ወገናት ክሳብ ሎሚ ከም ብዕሪር ብዝተፈላልዩ ሰባት ተደጋጊሙ ኣብ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ክዝረብ ይስማዕ። ንምዃኑ እቶም ዝዛረቡ እንታይ ይብሉ ኣለው፡ ከይተገምገመን እንታይነቶም ከይተፈልጠን ”ወደብ ዓሰብን ባጽዕን ወደብ ኢትዮጵያ ንስለ ዝበሉ” ጥራሕ ዶኾን ይኸውን? ውልቃዊ ረብሓ ዶ ኸ
Read more