ህውሓት ካብ ጥምሮ EPRDF ምውጻእ፡ሳዕቤኑ ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ኢርትራ ፡

ህውሓት ካብ ጥምሮ EPRDF ምውጻእ፡ሳዕቤኑ ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ኢርትራ ፡ ወያኔ ነዚ ከሓዲ ጉጂለ ህግደፍ ሕጂ እውን ግርም ገይሮም ብዘየዳግምን ብዘይተጸበዮን ንውርድትን ስዕረትን ኣቓሊዖሞ ኣለዉ እዛ ብኮረነል ዓቢይ ኣሕመድ እትምራሕ ዘላ ኢትዮጵያ ሓንትን ጥምርትን ነይራ እንተ ትኾውን ፡ ጉጂለ ህግድፍ ብቀሊሉ ልዑላውነት ሃገረ ኤርትራ ኣሕሊፉ ክህብ ግዜ ኣይምወሰደሉን ። ኣምላኽ ግን ሕያዋይን ኩሉ ዝከኣሎን እዩ ፡ ብሓጺር ግዜ
Read more
You must be logged in to post a comment.