ኤርትራ ኣብ መዝገብ ካልኣይ ዙርያ እገዳ መገሻ ሃገራት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ

ኤርትራ ኣብ መዝገብ ካልኣይ ዙርያ እገዳ መገሻ ሃገራት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ’ቲ ውሩይ ዎል ስትሪት ጆርናል The wall Street Journal ተባሂሉ ዝፍለጥ ጋዜጣ ምምሕዳር ፕረሲደንት ትራምፕ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካልኣይ ዙርያ፡ ዳግማይ ካብ ኣፍሪቃን ኤስያን ሓንቲ ኤውሮጳዊት ዝርከብአን ኣስታት 7 ሃገራት፡ ዜጋታተን ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ከይኣትዉ እገዳ ክግበረለን ይሕሰብ ከም ዘሎ ኣብ’ቲ ትማሊ ብዕለት 21 ጥሪ 2020 ዝተዘርግሐ ሕታም ሰፊሩ
Read more
You must be logged in to post a comment.