Video: ሰሚናር ስቶክሆልም መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ!

ዓውደ ክትዕ ስቶክሆልም ABF መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ! እዚ ኣርእስቲ እዋናውን፡ ኣገዳሲ ሕጋውነት ዘለዎ ሕቶ ህዝብን ሃገርን’ዩ። ማሕበር ሽወደን-ኣፍሪቃውያን ኣብ ስቶክሆልም ነዚ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ህዝቢ ክፈልጥ ክርዳእን ንምግባር ዝተኻየደ ዓወዲ ዘተ እዩ። ኣብ’ዚ ዓወደ ዘተን ክትዕን ከኣ በዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ኣርእስቲ ጽሑፍ ዘቅረቡ ዝቀረቡ እዞም ዝስዕቡ ነበሩ። ኣቶ ቡ የውሃንሶን ኣምባሳድር ሽወደን ኣብ
Read more
You must be logged in to post a comment.