Monthly Archives: Jan 2020

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡ ሰበ ስልጣናት መንግስቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ኣባላት ጸጥታ፡ መላኺ ስርዓት ጉጅለ ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡ ዛቢ ይርከቡ። ኣብ ዛይድ ወታሃደራዊ ሆስፒታል ክንክን ሕክምና ይግበረሎም ከም ዘሎ ከኣ ተሓቢሩ። እዞም ሕማሞም ዘይተገልጸ ላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳዮም ብኣዝዩ ዕቱብ ምስጢር ተተሒዙ ከም ዘሎ ተፈሊጡ። ካብ’ቲ ሆስፒታል ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም ዝገልጾ” ኣብ ውሽጢ’ቲ ሆስፒታል ብርክት

Read more

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡ ብሓሙስ ዕለት 23 ጥሪ 2020 ኣብ በርነር-ሳይቱንግ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዛዕባ ኤርትራ ዝወጸ ከም ዝሕብሮ፡ መንግስቲ ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ኣብ’ዚ ዝመጽእ 3 ዓመታት ንኤርትራ ሓገዝ ከም ትህብ ዝገልጽ’ዩ። እዚ ሓገዝ ከኣ ብፍሉይ መደብ ንዕብየትን ስልጠና መንእሰያት ምዃኑን፡ ነቲ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድናታት ንምብርባር’ዩ ይብል። ነዚ መደብ ስልጠና መንእሰያት ተባሂሉ ዝወሃብ ደገፍ

Read more