Monthly Archives: Jan 2020

መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን!

መላኺ ስርዓት ህግዲፍን ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን! ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ምቅይያራት ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊትን፡ ኣማሓደርቲ ዞባታታት ገይሩ ከም ዘሎ ይሕበር። እዚ ሓድሽ ምቅይያራት ላዕለዎት መራሕቲ ከኣ ምስ’ቲ ኣብ ሃገርና ዝኸይድ ዘሎ ዘይፍትሓዊ ምሕደራን፡ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ዘይርጉእ ኩንታት፡ ህዝባዊ ተቃውሞ ከይለዓል ዘንቀሎ ስግኣታት ሓደ ሸነኽ ክኸውን እንከሎ፡ ሰላም ተረኺቡ’ዩ እንዳበለ ዘካይዶ ፕሮፓጋንዳዊ ምድንጋራት፡ ህዝቢ

Read more