መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን!

መላኺ ስርዓት ህግዲፍን ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን!

ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ምቅይያራት ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊትን፡ ኣማሓደርቲ ዞባታታት ገይሩ ከም ዘሎ ይሕበር። እዚ ሓድሽ ምቅይያራት ላዕለዎት መራሕቲ ከኣ ምስ’ቲ ኣብ ሃገርና ዝኸይድ ዘሎ ዘይፍትሓዊ ምሕደራን፡ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ዘይርጉእ ኩንታት፡ ህዝባዊ ተቃውሞ ከይለዓል ዘንቀሎ ስግኣታት ሓደ ሸነኽ ክኸውን እንከሎ፡ ሰላም ተረኺቡ’ዩ እንዳበለ ዘካይዶ ፕሮፓጋንዳዊ ምድንጋራት፡ ህዝቢ ቀሲኑ ከይነብር ስልጣኑ ንምክልኻል፡ ኣብ ምቅርራብ ኵናት ከም ዘሎ ንምምሳልን ክልተ ማንታ ሓሳብ በቲ ካልኣይ ሸነኽ ዝግለጽ፡ ነቶም ትእዛዝ ተዋሂብዎም ብዘይሕቶን ርእይቶን፡ብዘይተቃውሞ ይፍጽሙ’ዮም ዝበሎም ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት ከም ዝመደቦም ይንገር።

ፍትሒ ይንገስ

ምልኪ ይፍረስ

ዜናን ሓበሬታን ውሓዲለ

29 ጥሪ 2020  

Leave a Reply

Please log in using one of these methods to post your comment:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.