Monthly Archives: Feb 2020

27 ዓመት ኣብ ዕንወት ሃገር ተጸሚዱ ዝጸንሐ ስርዓት፡ ኮር ተገልበጥ ሎሚ ክሓተና ዘደንጹ’ዩ፡

27 ዓመት ኣብ ዕንወት ሃገር ተጸሚዱ ዝጸንሐ ስርዓት፡ ኮር ተገልበጥ ሎሚ ክሓተና ዘደንጹ’ዩ፡ ከም’ቲ ኣበዋት ዝምስልዎ፡ ” ዘበንያ ግርምቢጥስ ማይ ንዓቐብ ” ከም ዝበሃል ሎሚ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ን27 ዓመት ሃገር ከዕኑ፡ መጻኢ ወለዶ ዜጋታት ኤርትራ ኣብ ዘይተወሰነ ሃገራዊ ኣገልግሎት ድከቶም ክሰትዮም፡ ነባራት ተጋደልቲ ምሁራት፡ ሽማግለታትን መራሕቲ ሃይማኖትን ክኣስሮም ከሳድዶም ሃገር ብሃገራ ከጽንታ ዝገበሮ ኩሉ ፈተነታት ዘንጊዑ፡ ሎሚ ኮር ተገልበጥ፡

Read more

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ንጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ውሓዲለ ምድላዋቱ ወዲኡ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ንጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ውሓዲለ ምድላዋቱ ወዲኡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሓጺር እዋን ብዘካየዶ ንጥፈታት ሓያል ስራሕን ተበግሶን ጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ው.ሓ.ዲ.ለ ንምክያድ ምድላዋቱ ወዲኡ። ኩሎም ኣባላት ው.ሓ.ዲ.ለ ተሳተፍቲ ጉባኤ ሰ.ኣ ከኣ መደባቶም ክሰርዑን ክቀራረቡን፡ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ኣብ ዝሕለፎ መልእክቲ ኣፍሊጡ። ድሕሪ ዕዉት ጉባኤ ው.ሓ.ዲ.ለ ነሓሰ 2019፡ ዞባታትን ጨንፈራትን ብጉኤታተን ኣቢለን መሪሕነተን መሪጸን፡

Read more

ህግሓኤ ካብ ከዳዕ ጉጂለ ህግደፍን ፍሊና ምርኣይ ሓድነት የደልድል ፡

ህግሓኤ ካብ ከዳዕ ጉጂለ ህግደፍን ፍሊና ምርኣይ ሓድነት የደልድል ፡ ብ ክብሮም ግረኔት ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ኣብ ግዜ ቓልሲ ፡ንዝበዝሕ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ፡ካብ ዝኾነ ውድብ ንላዕሊ ኤርትራዊ ሃገርነት ኣስሪጹሉ ከም ዝነበረ ዝኸሓድ ኣይመስለንን ። ወኒ ህዝቢ ዘለዓዒል ባህላዊ ደርፍታት ኣብ ግምባራት ኹናትን ሓራ መሬትን ፡ ኣንጻር ኢትዮጵያዊ መግዛእቲ ዝፈጸምዎም ኣደንቅቲ ወተሃደራዊ ዓወታትን ፣ምስቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ነጻነት

Read more

ሓባራዊ መግለጺ ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ ፍራንክፎርት፣ ዕለት 22-23 የካቲት 2020 ንሕና አዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ 14 ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ካብ ዕለት 22.02 ክሳብ 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት፣ ሃገረ-ጀርመን፣ ሰሚናር ኣካይድና። ነቲ ብሰንኪ ሰርዓተ-ምልኪ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ መስተርሆተ ንምርካብ ከኣ ብዕምቆት ተላዚብና።ኣብ መንጎ ስርዓታት ህግድፍን ኢህወደግን ኣብ‘ዚ መዋእል‘ዚ ዝካየድ ዘሎ፣ ንልኡላውነት ህዝብን ሃገርን

Read more

ካብ ውግእ ሰላም ክትመርጽ ተስፋ ይገብር!!

ካብ    ውግእ    ሰላም  ክትመርጽ ተስፋ  ይገብር!!         ሃገረ-ኤርትራ  ካብ  ውልቀ-ሰብ  ስድራ-ቤት  እንዳ  ቀቢላ  ብሄር(  ብጉጅላዊ ቋንቋታት ዝልለዩ ማሕበረ  ሰብ)   ውሱን  ጂኦግራፊካዊ  ክልን  ምጣነ-ሃብታዊ ክውንነትን ሓባራዊ  ስነ-ኣእምራዊ  ኣተሓሳስባን  ናይ  ዝውንን  ህዝቢ  ሰፈር  ኢያ።  ድሕሪ  ካልኣይ  ኲናት  ዓለም  ከም  ኩለን  ኣብ  ትሕቲ  ምዕራባውያን  መንግስታት ክግዘኣ  ዝጸነሓ ሃገራት  ኣፍሪቃ  ነጻነታ  ክእወጅ  ዝነበሮ  ኢዩ።  ይኹን  እምበር  ንእስትራተጂካዊ  ጠቅምታት  ልዕሊ

Read more

ቀጻሊ ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ 22 ለካቲት 2020

ቀጻሊ ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ትማሊ ዕለት 22 ለካቲት 2020 ኣብ ስመር ንፍትሕን ዲሞክራስን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝተኻየደ ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ፡ ብልዑል ተገዳስነትን ዝተኻየደሉ ርክብ ኣድላይነት ሓድነት ህዝባዊ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ብሰፊሑ ተዘሪብሉ። ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ክትዕ ዝቀረበ ርእይቶን ሓሳብ ከኣ ንሓደ ዕላማ ሓድነት ኤርትራውያን ኣንጻር መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝተኮረ’ዩ። ከም ግደነትን ሓላፍነትን ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሎሚ

Read more

ኣብ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ዝጽበየና ብደሆታት

 ኣብ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ዝጽበየና ብደሆታት          ኣብዚ እዋንዚ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን  ኣብ ውሽጢ ኤርትራውያን ኣካታዒን ኣሰካፊን ሕቶ ኮይኑ ይረአ ከምዘሎ ዝከሓድ ሓቂ ኣይኮነን። እቲ ኣብ ማሕበራዊ  ሜድያ ተዋፊሩ  ዘሎ ዘየቋርጽ መሰልከዪ     መደባት ምግንዛብ እኩል  መረጋገጺ ኢዩ።        ደለይቲ ፍትሒ ዜጋታት (ተቃወምቲ) ኮኑ፣ ደገፍቲ መንግስቲ፣ካብ ዝተፈላለየ መኣዝናዊ ኣጠማምታ ተበጊሶም ስግኣቶም ከቃልሑን ስክፍታኦም ከስምዑን ዝውቱር ኮይኑ ኣሎ፡፡ እቶም ደገፍቲ መንግስቲ፣ ሃገርን

Read more

ኣንታ ዓገብ ዘይትብሉ፡ እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ? ሰነድ ሓቀኛ ታሪኽ

ኣንታ ዓገብ ዘይትብሉ፡ እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ? ሰነድ ሓቀኛ ታሪኽ እዋኑ ስውእ ጅግና ዝዝከረሉን ዝኽበረሉን፡ ውሉድን ስድራ ቤታት ስውኣት፡ ውጉኣት ሓርነት (ማለት ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣካሎም ዝጎደሉ) ዝጥወርሉ ፡ ዝተሰደዱ ንሃገሮም ዓዶም ዝምለስሉ፡ ትጽቢታት ህዝብና ከይጎደለ ጥራሕ ዘይኮነስ ተወሳሲኽዎ ክስስን፡ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ዝቅድመሉ፡ ቅሳነትን ሰላም፡ ራህዋን ሰናይ ምሕደራ፡ ጀማሪ መዋእል ሙሉእ ተስፋ ሃረርታን ህዝቢ ኤርትራ ዝረጋገጸሉ’ዩ ዝነበረ።

Read more

ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም 15 ለካቲት 2020

ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም 15 ለካቲት 2020 ብሓይልዮት ኤርትራዊ ማሕበር ዲሞክራሲ ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኡፕሳላ ሎሚ ዕለት ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ካብ’ቲ ኣብ ዝተፈላልየ ሃገራት ዝተኻየደን፡ ንመጻኢ’ውን ብመደብ ተታሒዙ ዘሎ ቃልሲ ኣንጻር ጉጅለ መላኺ ስርዓት ንደምበ ደላይ ፍትሒ ንምሕያል ዝካየድ ዘሎ ተበግሶታት’ዩ። ብልክዕ ኣብ’ዚ ንርከበሉ ጽንኩር ኩነታት ደምበ ተቃውሞ ኣብ መኸትኡ ክሕይል፡ ኣብ ውዳብኡ ክዓቢ፡ ኣብ ተሳትፍኡ ክሰፍሕን ህዝቢ

Read more

ምሕረት ዘይህብ ምሕረት ክሓትት፡ ሰላም ዘይህብ ብሰላም ክዛረብ፡ ብከመይ ይከኣል!!

ምሕረት ዘይሕብ ምሕረት ክሓትት፡ ሰላም ዘይህብ ብሰላም ክዛረብ፡ ብከመይ ይከኣል!! መራሕቲ ሰለስተ ሃገራት ኤርትራ፡ኢትዮጵያ ፡ሶማልያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተራኺቦም፡ ብዛዕባ ዞባዊ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ዝዘተዩ ይዝከር፡ ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ከኣ ብዕለት 27 ጥሪ 2020 ኣብ ከተማ ኣስመራ ተራኺቦም ዘትዮም። ኣብ’ዘን ሃገራት ቀሪኒ ኣፍሪቃ፡ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝካየድ ዘሎ ቅልጡፍን ተደጋጋሚ ርክባት ምስ ንዕዘብን ነስተውዕልን፡ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ ኩልንተናዊ ሕቶታት

Read more

ሽልማት ጆሰፊን ማርገረት በኸታ ፡

ሽልማት ጆሰፊን ማርገረት በኸታ ፡ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ St. Patrick Cathedral ብዕለት 2/2/2020 ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ፡ ዓመታዊ ናይ ብላክ ሂስቶሪ ማንዝ Black History Month ዝብሃል ንታሪክን ባህልን መብቆልን ጸሊም ዘርኢ ዘንጸባርቅ ብዓል ተዘኪሩ ውዒሉ ። ኣብዚ ብዓል እዚ ንትሽዓተ ሰባት ኣብ ቀቅሞስኖኦም ብዝገበሩዎ/ዝገበርኦ ልዑል ኣበርክቶ ካብ ካርዲናል ቲሞቲ ዶለን ብሽም ቅድስቲ ጆሰፊን ማርገረት በኺታ መዘከርታ ሽልማት ተቀቢሎም ።ሓንቲ

Read more

መላእ ኣባላት ዝተረኽብሉ ኣኼባ ውሓዲለ

መላእ ኣባላት ዝተረኽብሉ ኣኼባ ውሓዲለ ብዕለት 8 ለካቲት 2020 መላእ ኣባላት ውሓዲለ ዝተረኽብሉ ኣኼባ ተኻይዱ። ነዚ ኣገዳሲ ዝኾነ ኣኼባ ውድብ ክካየድ ዝተደለየሉ ምኽንያት፡ ድሕሪ ጉባኤ ሓድነት ውሓዲለ፡ ጉባኤ ዘሕለፎ ውሳኔታት ክሳብ እዚ ዘሎናዮ እዋን ዝተዓመሙ ስርሓት ጸብጻብ ንምቅራብን፡ መጻኢ መደባት ከኣ ብቅደም ተኸተል፡ እዋናዊ ሕቶታት ህዝብን ኣባላትን ንምምላስ ዝተኻየደ ሰፊሕ ዓውደ ዘተ’ዩ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ኣቦ/መ ፈጻሚት ሽማግለ ኣቶ ተስፋሚኪኤል

Read more

قرارات مبادرات الوحدة و العمل المشترك يجب أن تتناغم مع التطبيق

إفتتاحية:- قرارات مبادرات الوحدة و العمل المشترك يجب أن تتناغم مع التطبيق نحن نعيش  في عهد نظام دكتاتوري مستبد ، يقمع شعبه و يحاول طمس هويته أو النيل من سيادته.  تحمل الشعب الإرتري ومنذ تحرير كامل تراب أرضه،  كل أنواع الظلم مرة أخرى على يد نظام الهقدف الديكتاتوري، فإلتف حول قياداتها من داخل الوطن و خارجه التي أبت ان تركع

Read more

Are the Horn of Africa’s borders increasingly irrelevant?

Are the Horn of Africa’s borders increasingly irrelevant? February 5, 2020Martin PlautNews There was a fascinating discussion on the realities of sub-national and cross-border political and economic realities across the Horn of Africa last night at Chatham House – London’s most influential foreign policy think tank.  The debate highlighted questions of citizenship, ethnicity and identity, and how they are becoming

Read more

ውሳኔ ተበግሶ ሓድነትን ሓባርዊ ስርሓትን፡ ምስ ትግባረ ዝሳነ ክኸውን ይግባእ!

ውሳኔ ተበግሶ ሓድነትን ሓባርዊ ስርሓትን፡ ምስ ትግባረ ዝሳነ ክኸውን ይግባእ! ርእሰ ዓንቐጽ ውሓዲለ ንርከበሉ መዋእል ንጥፍኣትና ዝህቅን፡ ምሕደራ ሓደ ጨካን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ ድሕሪ ነጻነት፡ በቶም ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነበሩ፡ንምልኪ ዘይምብርኸኹ ጀጋኑ ደቁ ንዳግማይ ግፍዒ ተጻዊሩ፡ ግዙፍ ዋጋ ከፊሉ፡ ሰለይ እንዳበለ ክሳብ ኣብ’ዚ ሕጂ ንረከበሉ ኣዝዩ ኣብ ዝተሓላለኸን፡ ብወጥሪ ዝተመልአ ውሽጣውን ግዳማውን ፖለቲካዊ ጉዳያት ንድሕነት

Read more

ምትእኽካብ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ኣብ ስዊዝ

ምትእኽካብ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ኣብ ስዊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቦም፡ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ንምምስራት ድሮ ንዕለት 21 ለካቲት 2020 ኣብ ስዊዝ ክካየድ ኣኼባ ጸዋዒት ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። ኣብ’ቲ ንህዝቢ ዘምሓላልፍዎ ጸዋዒት ኣኼባ 21 ለካቲት ከኣ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ብዘይኣፈላላይ ከም ዝምልከት ተሓቢሩ ኣሎ። እዚ ንዕለት 21 ለካቲት ዝካየድ

Read more

ዕርቃን ግብረ ትንሳኤ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ።

ዕርቃን  ግብረ  ትንሳኤ  ኮይኑ  ኣይፈልጥን  ኢዩ።   ሂወት  ወዲ-ሰብ  ብናይ  ውረድ  ደይብ  መሳልል  ዝግለጽ  መስርሕ  ኢዩ።  ወዲ-ሰብ  ኣብ  ኩሉ  መዳያት ሂወቱ  ኣብ  ዘካይዶ  ቃልሱ  ብዙሕ  ብዶሆታት  የጋጥሞ  ኢዩ።  ገሊኡ  ብዕንቅፋት  ገሊኡ  ድማ  ብግዝያዊ  ውድቀትን  ምረትን  ይልለ። ጉዕዞ  ምዕባሌ  ህዝቢ ግን  ብናይ  ሂወት  ሕጊ  ዝኾነ  ዕንቅፋታትን  ግዝያዊ  ወድቀትን  ተገቲኡ  ኮቶ  ኣይፈልጥን።  ከምኡ  እንተዘይከውን  እዚ  ኣብ  ዝሓለፈ  ክፍለ-ዘመን  ኣብ  60ታት  ዘይነበረ  ምዕባለ  ሎሚ 

Read more