ዕርቃን ግብረ ትንሳኤ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ።

ዕርቃን ግብረ ትንሳኤ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ። ሂወት ወዲ-ሰብ ብናይ ውረድ ደይብ መሳልል ዝግለጽ መስርሕ ኢዩ። ወዲ-ሰብ ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወቱ ኣብ ዘካይዶ ቃልሱ ብዙሕ ብዶሆታት የጋጥሞ ኢዩ። ገሊኡ ብዕንቅፋት ገሊኡ ድማ ብግዝያዊ ውድቀትን ምረትን ይልለ። ጉዕዞ ምዕባሌ ህዝቢ ግን ብናይ ሂወት ሕጊ ዝኾነ ዕንቅፋታትን ግዝያዊ ወድቀትን ተገቲኡ ኮቶ ኣይፈልጥን። ከምኡ እንተዘይከውን እዚ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ኣብ 60ታት ዘይነበረ ምዕባለ ሎሚ
Read more
You must be logged in to post a comment.