ምትእኽካብ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ኣብ ስዊዝ

ምትእኽካብ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ኣብ ስዊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቦም፡ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ንምምስራት ድሮ ንዕለት 21 ለካቲት 2020 ኣብ ስዊዝ ክካየድ ኣኼባ ጸዋዒት ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። ኣብ’ቲ ንህዝቢ ዘምሓላልፍዎ ጸዋዒት ኣኼባ 21 ለካቲት ከኣ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ብዘይኣፈላላይ ከም ዝምልከት ተሓቢሩ ኣሎ። እዚ ንዕለት 21 ለካቲት ዝካየድ
Read more