ምሕረት ዘይህብ ምሕረት ክሓትት፡ ሰላም ዘይህብ ብሰላም ክዛረብ፡ ብከመይ ይከኣል!!

ምሕረት ዘይሕብ ምሕረት ክሓትት፡ ሰላም ዘይህብ ብሰላም ክዛረብ፡ ብከመይ ይከኣል!! መራሕቲ ሰለስተ ሃገራት ኤርትራ፡ኢትዮጵያ ፡ሶማልያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተራኺቦም፡ ብዛዕባ ዞባዊ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ዝዘተዩ ይዝከር፡ ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ከኣ ብዕለት 27 ጥሪ 2020 ኣብ ከተማ ኣስመራ ተራኺቦም ዘትዮም። ኣብ’ዘን ሃገራት ቀሪኒ ኣፍሪቃ፡ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝካየድ ዘሎ ቅልጡፍን ተደጋጋሚ ርክባት ምስ ንዕዘብን ነስተውዕልን፡ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ ኩልንተናዊ ሕቶታት
Read more
You must be logged in to post a comment.