ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም 15 Feb 2020 Video

ዘተ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም 15 ለካቲት 2020 ብሓይልዮት ኤርትራዊ ማሕበር ዲሞክራሲ ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኡፕሳላ ሎሚ ዕለት ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ካብ’ቲ ኣብ ዝተፈላልየ ሃገራት ዝተኻየደን፡ ንመጻኢ’ውን ብመደብ ተታሒዙ ዘሎ ቃልሲ ኣንጻር ጉጅለ መላኺ ስርዓት ንደምበ ደላይ ፍትሒ ንምሕያል ዝካየድ ዘሎ ተበግሶታት’ዩ። ብልክዕ ኣብ’ዚ ንርከበሉ ጽንኩር ኩነታት ደምበ ተቃውሞ ኣብ መኸትኡ ክሕይል፡ ኣብ ውዳብኡ ክዓቢ፡ ኣብ ተሳትፍኡ ክሰፍሕን ህዝቢ
Read more
You must be logged in to post a comment.