ኣንታ ዓገብ ዘይትብሉ፡ እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ? ሰነድ ሓቀኛ ታሪኽ

ኣንታ ዓገብ ዘይትብሉ፡ እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ? ሰነድ ሓቀኛ ታሪኽ እዋኑ ስውእ ጅግና ዝዝከረሉን ዝኽበረሉን፡ ውሉድን ስድራ ቤታት ስውኣት፡ ውጉኣት ሓርነት (ማለት ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣካሎም ዝጎደሉ) ዝጥወርሉ ፡ ዝተሰደዱ ንሃገሮም ዓዶም ዝምለስሉ፡ ትጽቢታት ህዝብና ከይጎደለ ጥራሕ ዘይኮነስ ተወሳሲኽዎ ክስስን፡ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ዝቅድመሉ፡ ቅሳነትን ሰላም፡ ራህዋን ሰናይ ምሕደራ፡ ጀማሪ መዋእል ሙሉእ ተስፋ ሃረርታን ህዝቢ ኤርትራ ዝረጋገጸሉ’ዩ ዝነበረ።
Read more
You must be logged in to post a comment.