ኣብ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ዝጽበየና ብደሆታት

ኣብ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ዝጽበየና ብደሆታት ኣብዚ እዋንዚ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ኣብ ውሽጢ ኤርትራውያን ኣካታዒን ኣሰካፊን ሕቶ ኮይኑ ይረአ ከምዘሎ ዝከሓድ ሓቂ ኣይኮነን። እቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ተዋፊሩ ዘሎ ዘየቋርጽ መሰልከዪ መደባት ምግንዛብ እኩል መረጋገጺ ኢዩ። ደለይቲ ፍትሒ ዜጋታት (ተቃወምቲ) ኮኑ፣ ደገፍቲ መንግስቲ፣ካብ ዝተፈላለየ መኣዝናዊ ኣጠማምታ ተበጊሶም ስግኣቶም ከቃልሑን ስክፍታኦም ከስምዑን ዝውቱር ኮይኑ ኣሎ፡፡ እቶም ደገፍቲ መንግስቲ፣ ሃገርን
Read more
You must be logged in to post a comment.