Monthly Archives: Feb 2020

ሓባራዊ መግለጺ ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ ፍራንክፎርት፣ ዕለት 22-23 የካቲት 2020 ንሕና አዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ 14 ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ካብ ዕለት 22.02 ክሳብ 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት፣ ሃገረ-ጀርመን፣ ሰሚናር ኣካይድና። ነቲ ብሰንኪ ሰርዓተ-ምልኪ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ መስተርሆተ ንምርካብ ከኣ ብዕምቆት ተላዚብና።ኣብ መንጎ ስርዓታት ህግድፍን ኢህወደግን ኣብ‘ዚ መዋእል‘ዚ ዝካየድ ዘሎ፣ ንልኡላውነት ህዝብን ሃገርን

Read more