Monthly Archives: Feb 2020

27 ዓመት ኣብ ዕንወት ሃገር ተጸሚዱ ዝጸንሐ ስርዓት፡ ኮር ተገልበጥ ሎሚ ክሓተና ዘደንጹ’ዩ፡

27 ዓመት ኣብ ዕንወት ሃገር ተጸሚዱ ዝጸንሐ ስርዓት፡ ኮር ተገልበጥ ሎሚ ክሓተና ዘደንጹ’ዩ፡ ከም’ቲ ኣበዋት ዝምስልዎ፡ ” ዘበንያ ግርምቢጥስ ማይ ንዓቐብ ” ከም ዝበሃል ሎሚ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ን27 ዓመት ሃገር ከዕኑ፡ መጻኢ ወለዶ ዜጋታት ኤርትራ ኣብ ዘይተወሰነ ሃገራዊ ኣገልግሎት ድከቶም ክሰትዮም፡ ነባራት ተጋደልቲ ምሁራት፡ ሽማግለታትን መራሕቲ ሃይማኖትን ክኣስሮም ከሳድዶም ሃገር ብሃገራ ከጽንታ ዝገበሮ ኩሉ ፈተነታት ዘንጊዑ፡ ሎሚ ኮር ተገልበጥ፡

Read more

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ንጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ውሓዲለ ምድላዋቱ ወዲኡ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ንጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ውሓዲለ ምድላዋቱ ወዲኡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሓጺር እዋን ብዘካየዶ ንጥፈታት ሓያል ስራሕን ተበግሶን ጉባኤ ዞባ ሰ.ኣ ው.ሓ.ዲ.ለ ንምክያድ ምድላዋቱ ወዲኡ። ኩሎም ኣባላት ው.ሓ.ዲ.ለ ተሳተፍቲ ጉባኤ ሰ.ኣ ከኣ መደባቶም ክሰርዑን ክቀራረቡን፡ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ኣብ ዝሕለፎ መልእክቲ ኣፍሊጡ። ድሕሪ ዕዉት ጉባኤ ው.ሓ.ዲ.ለ ነሓሰ 2019፡ ዞባታትን ጨንፈራትን ብጉኤታተን ኣቢለን መሪሕነተን መሪጸን፡

Read more

ህግሓኤ ካብ ከዳዕ ጉጂለ ህግደፍን ፍሊና ምርኣይ ሓድነት የደልድል ፡

ህግሓኤ ካብ ከዳዕ ጉጂለ ህግደፍን ፍሊና ምርኣይ ሓድነት የደልድል ፡ ብ ክብሮም ግረኔት ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ኣብ ግዜ ቓልሲ ፡ንዝበዝሕ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ፡ካብ ዝኾነ ውድብ ንላዕሊ ኤርትራዊ ሃገርነት ኣስሪጹሉ ከም ዝነበረ ዝኸሓድ ኣይመስለንን ። ወኒ ህዝቢ ዘለዓዒል ባህላዊ ደርፍታት ኣብ ግምባራት ኹናትን ሓራ መሬትን ፡ ኣንጻር ኢትዮጵያዊ መግዛእቲ ዝፈጸምዎም ኣደንቅቲ ወተሃደራዊ ዓወታትን ፣ምስቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ነጻነት

Read more