Monthly Archives: Mar 2020

መግለጺ ሓዘን ነፍስሄር ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር)

መግለጺ ሓዘን ነፍስሄር ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር) ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር)፡ ሓደ ካብ’ቶም ቀዳሞት ንነጻነት ሃገርን፡ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራን ክውን ንምግባር ኣብ ተሓኤ ዝተሰለፉ መንእሰያት፡ ሰክረተር ጠቅላሊት መሪሕነት ኮይኑ ብልዑል ሓላፍነት ገድላዊ ግቡኡ ዝፈጸመ፡ ድሕሪ ነጻንተ ከኣ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ክሳብ ዕለተ ሞቱ ክቃለስ ዝጸንሐ’ዩ። ኢብራሂም ሰክረተር ብሃንደበታዊ ሕማም ካባና ብሞት ብምፍላዩ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ

Read more

ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ።

ዞባ  ሰሜን  ኣሜሪካ  ውድብ  ሓድነት  ንዲሞክራስያዊ  ለውጢ  ቀዳማይ  ጉባኤኡ ብዓወት  ኣሰላሲሉ።      ዞባ  ሰሜን  ኣመሪካ  ውድብ  ሓድነት  ንዲሞክራስያዊ  ለውጢ  ብዕለት  28–መጋቢት 2020  ዓ.ም,ፈ  ቀዳማይ  ጉባኤኡ  ብዓወት  ኣሰላሲሉ።   ጉባኤ    ኣቦ  መንበር  ፈጻሚት  ሽማግለ   ኣቶ ተስፋሚካኤልን  ዮሃንስን ኣባላት ፈጻሚት  ሽማግለን  ኣባላት  ማእከላይ  ባይቶ ውድብ  ሓድነት  ንዲሞክራስያዊ  ለውጥን  ከም  ዕዱማት  ኣብ  ዝተረኽቡሉ  ኣብቲ  ቀዲሙ  ዝተጠቅሰ   ዕለት ልክዕ  ሰዓት 9:00 ጀሚሩ።   

Read more

ንሃሉ-ዶ ኣይንሃሉ

ንሃሉ-ዶ ኣይንሃሉሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ/ሳት፣ንንውሕ ዝበለ እዋን ካብቲ በቢኡዋኑ ዘቕርቦ ዝነበርኩ ጹሑፋት በዂረ ነይረ፡ምኽንያቱ ከም ትርእይዎን ትሰምዕዎን ዘለኹም ካብታ እለት ናይ’ዚ ሰንካም ከዳዕ ውለቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስትሪ ኢትዮጱያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተኸተመ ዉዕልን ብድሕሪኡ ዝሳዓበ ቃለ መጠይቕ(monologue) በይነ-ተዋስኦ ዘስዓቦ፣ዝውሕዝ ዘሎ ማእለያ ዘይብሎም፣ዝተፋላለዩ መግለጺ ብኤርትራውያን ዜጋታት፣ውድባት፣ ምንቅስቓሳትን፣ ንዓይ’ውን ንምክትታሉ ብጣዕሚ ግዜ ዘይኣክል ጥራይ ዘይኮነስ፣ናቱ ናይ

Read more

ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ህዝብና ኣቃልቦ ክገብረሉ ዝግባእ ኣገዳሲ ሓበሬታ፡

ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ህዝብና ኣቃልቦ ክገብረሉ ዝግባእ ኣገዳሲ ሓበሬታ፡ ዓለምና ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ በጺሕዎ ዘሎ ኩነታት፡ ንኩሉ ምንቅስቓሳት ማለት ማሕበራዊ ርክባት፡ ፋቢርካታት፡ ንኣሽቱ ቤት ዕዮ፡ ሆቴላት፡ ቤት መግቢ፡ ቤት ትምህርቲ፡ ትራስንስፖርት ወዘተ ኣብ ደውታ ኣብጺሕዎ ይርከብ ዳርጋ ክበሃል ይከኣል። ዓለምና ብዓብዩ ነዚ ሓደገኛ ሕማም ንምክልኻል፡ በቲ ቫይረስ ንዝተለኽፉ ሕሙማት ንምእላይ፡ንህዝቢ መዓልታዊ መምርሒ ንምሃብ ሓበሬታ ንምስናቕ፡ መራሕቲ

Read more

መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ

መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብኣባልት ውሓዲለ ኣቢሉ ብዕለት 17 መጋቢት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘመሓላለፎ መልእክቲ ቃል ብቃሉ ከም’ዚ ዝስዕብ ነበረ። ዝኸበርኩም ኣሓትን፡ ኣሕዋትን ኣባላት ውሓዲለ፡ ብሰንኪ ኣዝዩ ንዓለምና ኣብ ሻቅሎትን ዘሸግርን ኣእቲዋ ዝርክበ ብከላ ተመሓላልፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ኩላትና ኣብ ኣዝዩ ዘፍርሕ ኩነታት ከም ዘሎና’ዩ። ስለዚ

Read more

ወፍሪ ድሕነት ኤርትራውያን ዋሽንግቶን ዲ ዶ ወይስ፡ ሓደገኛ ወፍሪ ርእሰማል ህግዲፍ ኣብ ሽወደን

ወፍሪ ድሕነት ኤርትራውያን ዋሽንግቶን ዲ ዶ ወይስ፡ ሓደገኛ ወፍሪ ርእሰማል ህግዲፍ ኣብ ሽወደን ዘሕዝን ዘስደመም ተርኽቦስርሓት ተልእኾ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ሰሚናራት  ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ወፍሪ ርእሰ ማል ኤርትራውያን ኣብ ማዕበል ኮሮና ቫይረስ ። ንርከበሉ ዘለና እዋን ብሰንኪ ዘስካሕክሕ ደቂ ሰባት ዘጽንት ዘሎ ተመሓላላፊ ለበዳ ሕማም ካብ ምብራቕ ንምዕራብ፡ ሰሜን ንደቡብ፡ ንመላእ ኣህጉራዊ ሕብረት ዓለም ንምንባር ኣብ ስግኣት ኣብጺሕዎ ዝረአ ዘተሓሳስብ

Read more

መልእኽቲ ንህዝቢ ኤርትራ

መልእኽቲ ንህዝቢ ኤርትራ ውድብ ሓድነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፥ ንኣብ ድያስፖራ ዝርከብ፡ብፍላይ ክኣ ንኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርከቡ ክፍሊ ህዝብና፣ብኣትኩሮ ዝጥመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝብና፣እዋኑ ብሙሉእ ህዝቢ ዓለም ኣብ ተሃውጾን ፍርሕን፣ራዕድን ዝነብረሉ ዘሎ ኩነት፣ብሰንኪ ኮሮናቫይሩስ ምዃኑ እንነብሮን እንዕዞቦ እንምክሮን ምህላውና ንኩላትና ብሩህ እዩ። እዚ ንህዝቢ ክጥርነፍን፣ደምበ ፍትሒ ሓቢሩ ዝሰርሓሉ ባይታ ክጣጣሓሉን ናይ ሓባር ጽላል ክህሉ ዝጽዕር፣ው.ሓ.ደ.ለ. ብዛዕባ እዚ

Read more

متى ستنتهي معاناة المكونات الحدودية الإرترية؟

متى ستنتهي معاناة المكونات الحدودية الإرترية؟ متى ستنتهي معاناة المكونات الحدودية الإرترية؟ شفا م/نور الطبيعة الجغرافية و الحدود المشتركة غالبا تجبر حكومات الدول المتجاورة أن تتعايش جنب إلى جنب بسلام بالرغم من عدم وجود أي روابط  ثقافية و تأريخية أو معتقدات دينية مشتركة بين شعوبها . فتتبادل السلع التجارية والخبرات وتقيم إتفاقيات دفاع مشتركة لتحمي أمن و سلامة أقاليمها. كما 

Read more

ኮሮና ቫይረስ ንቃልሲ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ይገትኦ ዶ ?

ኮሮና ቫይረስ ንቃልሲ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ይገትኦ ዶ ? ኮሮና ቫይረስ ኣብ’ዚ ንነብረሉ ዘለና መዋእል ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነ ተመሓላልፊ ሕማም፡ ኣብ መላእ ዓለምና ኣለዉ ዝበሃሉ ሕክምናዊ ትካላትን ሞያውያን ዝዛረብሉ ዘለዉን፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓት ከኣ ኤርትራውያን ንሓድሕድ ብኸመይ ንከላኸሎ ሓልዮት ዝመልኦ ምኽሪ ክዝርጋሕ ንርእዮ ዘለና ተወሳኺ ምስክር ዘድልዮ ኣይኮነን። ምስ’ዚ ኩሉ ዘጋጥም ዘሎ ኣህጉራዊ ጸገማት፡ ንዝጭፍለቕን

Read more

ራእይ ርሑቅን ቀረባን፡ ህዝባውን ሃገርውን ዕላማ፡ ክዕወት እንታይ ንግበር!

ራእይ ርሑቅን ቀረባን፡ ህዝባውን ሃገርውን ዕላማ፡ ክዕወት እንታይ ንግበር! ራእይ ርሑቅን ቀረባን፡ ህዝባውን ሃገራውን ዕላማ ክዕወት እንታይ ንግበር ዝብል ኣገዳስን እዋናውን፡ ዕቱብ ሃገራዊ ሕቶ’ዩ። እወ፡ ነዚ ሕቶ ንምምላስ ካብ’ቲ እዋናዊ ህዝባውን ሃገራውን ሕቶታት ተነጻጺሉ ዝምለስ ኣይኮነን። ኣብ ሕቶ መጻኢ ራእይ ሃገራውያን ኤርትራውያን፡ ንሕቶ ህሉው ኩነታት’ውን ዝምልስ ኣብ ሓድነት ኣተሓሳስባ፡ፍትሓዊ ፡ ንሕሉፍ ተመክሮ ከም መፈላልዩ ነጥቢ ጸብጺቡ ዘይኮነ፡ ሕድገት ዝገብር ንዕርቅን

Read more

ብወርሒ ሕዳር 2003 ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ዘሕፍር ሓደጋ፡ ሎሚ ኸ ከመይ ይኸውን?

 ብወርሒ ሕዳር 2003 ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ዘሕፍር ሓደጋ፡ ሎሚ ኸ ከመይ ይኸውን? ኣብ ዝሓለፈ 27 ዓመት ብፍላይ ድሕሪ ናዕቢ ተጋደልቲ መጋቢት 1993፡ ውጉኣት ሓርነት 11 ሓምለ 1994፡ ተደማሚሩ ዶባዊ ኵናት ቀዳማይ፡ ድሕሪ 18 መስከረም 2001 ከኣ ካልኣይ መድረኽ መላኺ ስርዓት ህጊድፍ ኣብ ህዝቡ ዝነበሮ ሓላፍነት፡ እንታይነት ልዕልነት ምልኪ ኣብ ኤርትራ ከም ዝነገሰ ንህዝቢ ኤርትራን ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተነጸረ ታሪኻዊ

Read more

WHO pledges to support African countries on joint coronavirus disease preparedness and response strategy

WHO pledges to support African countries on joint coronavirus disease preparedness and response strategy Addis Ababa, 22 February 2020 – As the threat of coronavirus disease looms over the continent, the World Health Organization (WHO) promised to support African Union Member States on a common preparedness and response strategy. WHO joined Health Ministers in an Emergency Meeting on the Coronavirus

Read more

ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ፡ ሓይሊ የድሊ

ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ፡ ሓይሊ የድሊ ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ ሓይሊ የድሊ። ፖለቲካዊ ሓይልታት ተበታቲኑ፡ ንሓደ ዕላማ እንተጨርሐ፡ ኣብ ሓደ ከስምሮ ዝኽእል ውሳኔ እንተዘይብሉ ሓይሊ የብሉን ማለት’ዩ። ሓድነት እንዳበለ እንተጨርሐ’ውን ብዘይተግባራዊ መስርሕ ክዕወት ኣይክእልን። ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ከባቢና ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣህዛብ ናብራ ሂወት ንምጥጣሕ ንምምዕርራይ ወትሩ ካብ ሓደ ሰብ ንላዕሊ ዘድልዮ ዕማም ብምትሕግጋዝ ዝፍጽምዎ ስርሓት የዘውትሩ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ

Read more