ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ፡ ሓይሊ የድሊ

ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ፡ ሓይሊ የድሊ ሓያል ሓድነት ንምርግጋጽ ሓይሊ የድሊ። ፖለቲካዊ ሓይልታት ተበታቲኑ፡ ንሓደ ዕላማ እንተጨርሐ፡ ኣብ ሓደ ከስምሮ ዝኽእል ውሳኔ እንተዘይብሉ ሓይሊ የብሉን ማለት’ዩ። ሓድነት እንዳበለ እንተጨርሐ’ውን ብዘይተግባራዊ መስርሕ ክዕወት ኣይክእልን። ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ከባቢና ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣህዛብ ናብራ ሂወት ንምጥጣሕ ንምምዕርራይ ወትሩ ካብ ሓደ ሰብ ንላዕሊ ዘድልዮ ዕማም ብምትሕግጋዝ ዝፍጽምዎ ስርሓት የዘውትሩ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ
Read more
You must be logged in to post a comment.