መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ

መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣቦ መንበር ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብኣባልት ውሓዲለ ኣቢሉ ብዕለት 17 መጋቢት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘመሓላለፎ መልእክቲ ቃል ብቃሉ ከም’ዚ ዝስዕብ ነበረ። ዝኸበርኩም ኣሓትን፡ ኣሕዋትን ኣባላት ውሓዲለ፡ ብሰንኪ ኣዝዩ ንዓለምና ኣብ ሻቅሎትን ዘሸግርን ኣእቲዋ ዝርክበ ብከላ ተመሓላልፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ኩላትና ኣብ ኣዝዩ ዘፍርሕ ኩነታት ከም ዘሎና’ዩ። ስለዚ
Read more
You must be logged in to post a comment.