Monthly Archives: Mar 2020

ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ህዝብና ኣቃልቦ ክገብረሉ ዝግባእ ኣገዳሲ ሓበሬታ፡

ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ህዝብና ኣቃልቦ ክገብረሉ ዝግባእ ኣገዳሲ ሓበሬታ፡ ዓለምና ብምኽንያት ተመሓላላፊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ በጺሕዎ ዘሎ ኩነታት፡ ንኩሉ ምንቅስቓሳት ማለት ማሕበራዊ ርክባት፡ ፋቢርካታት፡ ንኣሽቱ ቤት ዕዮ፡ ሆቴላት፡ ቤት መግቢ፡ ቤት ትምህርቲ፡ ትራስንስፖርት ወዘተ ኣብ ደውታ ኣብጺሕዎ ይርከብ ዳርጋ ክበሃል ይከኣል። ዓለምና ብዓብዩ ነዚ ሓደገኛ ሕማም ንምክልኻል፡ በቲ ቫይረስ ንዝተለኽፉ ሕሙማት ንምእላይ፡ንህዝቢ መዓልታዊ መምርሒ ንምሃብ ሓበሬታ ንምስናቕ፡ መራሕቲ

Read more