መግለጺ ሓዘን ነፍስሄር ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር)

መግለጺ ሓዘን ነፍስሄር ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ
ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር)
ነባር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ሰክረተር)፡ ሓደ ካብ’ቶም ቀዳሞት ንነጻነት ሃገርን፡ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራን ክውን ንምግባር ኣብ ተሓኤ ዝተሰለፉ መንእሰያት፡ ሰክረተር ጠቅላሊት መሪሕነት ኮይኑ ብልዑል ሓላፍነት ገድላዊ ግቡኡ ዝፈጸመ፡ ድሕሪ ነጻንተ ከኣ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ክሳብ ዕለተ ሞቱ ክቃለስ ዝጸንሐ’ዩ። ኢብራሂም ሰክረተር ብሃንደበታዊ ሕማም ካባና ብሞት ብምፍላዩ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተኻፈልቲ ሓዘን ምዃኑ ይገልጽ። ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ፡ ንሙሉኣት ስድራ ቤቱን መቃልሳቱን፡ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።
ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ
31 መጋቢት 2020
You must be logged in to post a comment.