Monthly Archives: Apr 2020

ዝተባረኸን ርሑስን ጾም ሮመዳን ይግበሮ

ዝተባረኸን ርሑስን ጾም ሮመዳን ይግበሮ ኣብ’ዚ ጽንኩር ኩነታት፡ ኣብ ውሽጥን ወጻኢ ዝርከብ ህዝብና ንጾም ሮመዳን ዝዳለወሉ ዘለዉ፡ ብጽቡቕ ጀሚሩ ብጽቡቕ ክፍጸም ዝተባረኸን ርሑስ ጾመ ሮመዳን ይግበሮ ብምባል ውሓደለ ንመላእ ኣመንቲ ምስልምና ኤርትራውያን ሰላምታ የመሓላልፍ። ጾም ሮመዳን ከኣ ንሰላም ስኒት ፍቅሪ ይግበረልና። ዜናን ሓበሬታን ውሓደለ 24 ሚያዝያ 2020

Read more

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ  ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለዩ ነዚ ጉዳያት እዚ ኣልዒሎም ዝተፈላለየ  ናይ ባንኪ ሕሳባት/ኣካውንታት ከፊቶም ዘለዉ ሲቪካዊ ማሕበራት ብቐረባ ድሕሪ ምዝታይ ከኣ

Read more

መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ ንህዝቢ ኤርትራ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣ/መ ፈ/ሽ ውሐደለ

መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ኣ/መ ፈ/ሽ ውሐደለ ብምኽንያት ዓብይ በዓል መዓልቲ ትንሳኤ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንእትርከቡ ህዝብና እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩምን፡ ኣብ በዓል ፋሲካ ኣብጽሓኩም እንዳበልኩ ሰላምታይ ከመሓላልፍ እፈቱ። ዝኽበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን፡ ኣብ’ዚ እንርከበሉ ዘለና እዋን ንህዝብናን ንህዝቢ ዓለም ኣጋጢምዎ ዘሎ ኣዝዩ ዘሻቅልን ኣብ ማሕበራዊ ሂወትና ከቢድን ተጽዕኖ ዘለዎ ኩነታት ተላባዒ ሕማም ኮቪድ-19 ዝበዓል ዘሎ

Read more

ረአዩኒ ረአዩ ሕብኡኒ ሕብኡኒ (ላኣመጽእ)የምጽእ!!!

ረአዩኒ   ረአዩ ሕብኡኒ  ሕብኡኒ   (ላኣመጽእ)የምጽእ!!!         ኣቦታትና  ክምስሉ  ከለዉ  ብጣዕሚ  ጥዑማት  ኢዮም።  ሓደ  ሰብ ንዘይኮኖ  ነገር  ኣምሲሉ  ክዋሳእ  እንከሎ ” ብቛንቛ  ትግረ   ረአዩኒ  ረአዩን  ሕብኡኒ  ሕብኡኒ ላኣመጽእ” ኢሎም  ይምስሉሉ። ኣብ  ኣብ ባህልና  ወትሩ ምስላ  ደርቢኻ  ኣይክየድን  ኢዩ። የግዳስ  መሲልካ  እንታይ  ኣምጻእካ  ስለዝበሃል  ምኽንያት  ምድጋም  ምስላ  ኣቦታተይ  ከምዚ  ዝስዕብ  ኢዩ።        ስርዓት  ህግደፍ  ለንቅነ  ህዝቢ  ኤርትራ

Read more

Eritrea: Tackling COVID-19 Pandemic requires a swift national action, global cooperation and multilateral partnership

Eritrea: Tackling COVID-19 Pandemic requires a swift national action, global cooperation and multilateral partnership COVID-19 is a borderless pandemic that is spreading across the world exponentially. Combating the spread of the virus would require taking radical measures with effective leadership response, inter-ministerial coordination, global cooperation and the establishment of crisis management and advisory body comprising healthcare professionals and scientists. To

Read more

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህዝብና ከርእዮ ዝሕተት ሓልዮት ቅዱስ ሕልናን

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህዝብና ከርእዮ ዝሕተት ሓልዮት ቅዱስ ሕልናን       ኣብ’ዚ ንርከበሉ እዋን ጽንኩርን ኣሕዛንን ኩነት ኮቪድ-19 ፡ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘርእይዎ ዘለዉ ሓልዮት፡ ንስግኣታቶም ዘንጸባርቕ ብምኽርን ተገዳስነትን ዝገብርዎ ኣስተዋጾ ቅዱስ ስርሓት’ዩ ኢዩ። ህዝቢ ካብ ህዝቢ ውድብ ካብ ውድብ፡ኣውራጃ ሃይማኖት…ወዘተ ከይተፈላልየ ብሓባር ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ክሓትት ይረአን ይስማዕን ኣሎ። ተርእዮ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓለምና፡ንህላወ ወዲ ሰብ ዝፈታትን ክሳብ ሞት ዘብጽሕ

Read more

ዓለምና ከመይ’ዩ ክኸዉን ድሕሪ covid-19 ይብል

ዓለምና ከመይ’ዩ ክኸዉን ድሕሪ covid-19 ይብልሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርስላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይት፣ተማራመርቲ ፖለቲካ፣ሊቃውንቲ ኣብ ቡዙሕ ክፍልታት ስነፍልጠታት ዝዋስኡ፡ድሕሪ እዚ ንሙሉእ ዓለም ዘንፈጥፈጠ/ዘርዓደ፣ግይና ፈውስን ክታበትን ዘይተራጋገጸ፣ ሙሉእ ሓይልታቱ ናብ’ዚ ዓይነት ተላባዒ ሕማም ንምክልኻል ፈውሲ ንምርካብ ብዘይ ዕረፍቲ ክድህስስን ከጽንዕን ምእንቲ፣እዚ ዘይብሃል ባጀርት ወዚዑ ህርድግ እናበለ ክነሱ፤ንዝመጽእ ብኸመይ ክምሓደር ? እንታይ ዓይነት ዝምድናታ ክህሉ ? ንፍልጠታትን ሓይልታትን ምውህሃድ’ዶ ወይስ በቢ ዘለኻዮ ምቕጻል

Read more

An Eritrean Appeal to the International Humanitarian Community To:  H.E. Mr. Filippo Grandi  High Commissioner, UNHCR, Geneva, To: H.E. Dr. Tedros Adhanom, Director General, WHO Geneva CC: Other Concerned UN Bodies, Host Countries of Eritrean Refugees March 31, 2020 Subject: An Appeal for Protection of Eritreans at Home and abroad from the Scourges of Corona virus Dear UNHCR Commissioner, Mr. 

Read more

رسالة من القوى السياسية الإرترية إلى الجهات الدولية المعنية

رسالة من القوى السياسية الإرترية إلى الجهات الدولية المعنية إلى/ سعادة السيد فليبو جراندي، المفوض السامي لمفوضية الأمم المتحدة لشؤون اللاجئين – جنيف إلى/ سعادة الدكتور تيدروس أدحنوم ، المدير العام لمنظمة الصحة العالمية – جنيف نسخة إلى: هيئات الأمم المتحدة المعنية الأخرى الدول المضيفة للاجئين الإرتريين التاريخ: 31 مارس 2020 الموضوع: نداء لحماية الإرتريين داخل الوطن وخارجه من وباء

Read more

ሓባራዊ መልእክቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ናብ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን ትካላት

ሓባራዊ መልእክቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ናብ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን ትካላት ክቡር ኣቶ ፊሊፖ ግራርዲ – ኮምሽነር ላዕላዋይ ኮምሽን ጉዳይ ስደተኛታት  ሕቡራት ሃገራት –  ጀነቫ ክቡር ዶ/ር ተድሮስ ኣድሓኖም – ጠቕላሊ ዲረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ጠቕላሊ  – ጀነቫ ቅዳሕ፡- ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቆብቲ ሃገራት   31 መጋቢት 2020 ጉዳይ፡- ንኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለዉ ኤርትራውያን ጸረ-መቕዘፍቲ ኮሮና ቫይሩስ

Read more

بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري شعبنا الإرتري في كل مكان،

بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري شعبنا الإرتري في كل مكان، في هذا الوقت الذي تفشى فيه الوباء الذي يعرف بمرض فيروس  “كوفيد19” وبات ينتقل بسرعة النار في الهشيم إلى العالم بأسره، وتسبب في وقت وجيز حتى الآن في إزهاق آلاف الأرواح من البشر، وإلحاق خسائر جسيمة في اقتصاديات الدول، وفي وقت أكدت فيه التقارير على أن

Read more

ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ! ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 1 ሚያዝያ 2020

ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ! ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 1 ሚያዝያ 2020     ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መላእ ዓለም ብዘይተሓስበ ቅልጣፈ ተላቢዑ ዘሎ፣ ብኮቪድ19 ዝፍለጥ ሕማም፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብ ሂወት ደቂሰባት ኣውሪዲዎ ዘሎ ቅዝፈትን ኣብ ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሃገራት ኣስዒብዎ ዘሎ ክሳራታታትን ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ፡፡ ዓለም ናብ ሓንቲ ጸባብ ቁሸት ተሳጊራትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፡ ካብ

Read more

تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي فرع شمال أمريكا ينهي مؤتمره الأول بنجاح

تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي فرع شمال أمريكا ينهي مؤتمره الأول بنجاح። عقد فرع تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بأمريكا الشمالية مؤتمره الآول في 28 مارس 2020 .  بدأ المؤتمر أعماله في تمام  الساعة 9صباحاً شارك فيه وفد من قيادات التنظيم  برئاسة كل من السيد تسفاميكائبل يوهنس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة  للتغيير الديمقراطي وأعضاء أخرون من اللجنة التنفيذية و المجلس المركزي

Read more

ሻቅሎት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን፡ ጫንቓ ማይ ተቐማጦ ኣስመራን !

ሻቅሎት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን፡ ጫንቓ ማይ ተቐማጦ ኣስመራን ! ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ንህዝብታት ዓለም ኩሉ መዳያዊ ኩነታቱ ክበሃል ዝካኣል ሻቅሎት ኣብጺሕዎ ከም ዘሎ ብመስኮት ቲቪ ዝዕዞቦን ዝርእዮን ዝሓልፎን ዘሎ ሂወት ምዃኑ ሓበሬታ ዘይድልዮ ኣይኮነን። ኣብ’ዚ ጽንኩር ኩነታት ከኣ ሰባት ብደቆም፡ ወለዶም ፈተውቶም ከም ዝሻቀሉ ፍሉጥን ርዱእን’ዩ። ብፍላይ’ኳ ነቲ ርሑቅን ኣብ ዝተደራረበ ጸገማት ማሕበራዊ ናብራ ዘሕልፍ ዘሎ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ዝተሓረሞ

Read more