Monthly Archives: Apr 2020

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህዝብና ከርእዮ ዝሕተት ሓልዮት ቅዱስ ሕልናን

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህዝብና ከርእዮ ዝሕተት ሓልዮት ቅዱስ ሕልናን       ኣብ’ዚ ንርከበሉ እዋን ጽንኩርን ኣሕዛንን ኩነት ኮቪድ-19 ፡ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘርእይዎ ዘለዉ ሓልዮት፡ ንስግኣታቶም ዘንጸባርቕ ብምኽርን ተገዳስነትን ዝገብርዎ ኣስተዋጾ ቅዱስ ስርሓት’ዩ ኢዩ። ህዝቢ ካብ ህዝቢ ውድብ ካብ ውድብ፡ኣውራጃ ሃይማኖት…ወዘተ ከይተፈላልየ ብሓባር ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ክሓትት ይረአን ይስማዕን ኣሎ። ተርእዮ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓለምና፡ንህላወ ወዲ ሰብ ዝፈታትን ክሳብ ሞት ዘብጽሕ

Read more