ረአዩኒ ረአዩ ሕብኡኒ ሕብኡኒ (ላኣመጽእ)የምጽእ!!!

ረአዩኒ ረአዩ ሕብኡኒ ሕብኡኒ (ላኣመጽእ)የምጽእ!!! ኣቦታትና ክምስሉ ከለዉ ብጣዕሚ ጥዑማት ኢዮም። ሓደ ሰብ ንዘይኮኖ ነገር ኣምሲሉ ክዋሳእ እንከሎ ” ብቛንቛ ትግረ ረአዩኒ ረአዩን ሕብኡኒ ሕብኡኒ ላኣመጽእ” ኢሎም ይምስሉሉ። ኣብ ኣብ ባህልና ወትሩ ምስላ ደርቢኻ ኣይክየድን ኢዩ። የግዳስ መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ስለዝበሃል ምኽንያት ምድጋም ምስላ ኣቦታተይ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ። ስርዓት ህግደፍ ለንቅነ ህዝቢ ኤርትራ
Read more
You must be logged in to post a comment.