ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለዩ ነዚ ጉዳያት እዚ ኣልዒሎም ዝተፈላለየ ናይ ባንኪ ሕሳባት/ኣካውንታት ከፊቶም ዘለዉ ሲቪካዊ ማሕበራት ብቐረባ ድሕሪ ምዝታይ ከኣ
Read more
You must be logged in to post a comment.