ዝተባረኸን ርሑስን ጾም ሮመዳን ይግበሮ

ዝተባረኸን ርሑስን ጾም ሮመዳን ይግበሮ
ኣብ’ዚ ጽንኩር ኩነታት፡ ኣብ ውሽጥን ወጻኢ ዝርከብ ህዝብና ንጾም ሮመዳን ዝዳለወሉ ዘለዉ፡ ብጽቡቕ ጀሚሩ ብጽቡቕ ክፍጸም ዝተባረኸን ርሑስ ጾመ ሮመዳን ይግበሮ ብምባል ውሓደለ ንመላእ ኣመንቲ ምስልምና ኤርትራውያን ሰላምታ የመሓላልፍ። ጾም ሮመዳን ከኣ ንሰላም ስኒት ፍቅሪ ይግበረልና።
ዜናን ሓበሬታን
ውሓደለ
24 ሚያዝያ 2020
You must be logged in to post a comment.